Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብዘፅንዕን ሰላም ብረጋግፅን ዓወት እናተኸበረ ይርከብ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሰራዊትና መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብዘፅንዕን ሰላም ብዘረጋግፅን ዘኹዕ መስዋእትነትን ዓወትን እናተኸበረ ይርከብ” ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ÷ እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ንሰራዊት…

ውሕመ ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ምምሕያሽ ንኽገብር ኢትዮጵያ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ዝተመሓየሸ፣ ብቑዕን ክትግበር ዝኽእልን ምምሕያሻት ንኽገብር ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትማሊ ዝተኸበረ መዓልቲ ውሕመ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መሳራቲ ኣባል…

መበል 16 ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ ጅቡቲ ብብርኪ ሰብ ሞያ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2022 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…

መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅን ብቖራፅነት ይሰርሕ ኣሎ – ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት “ሰላምን…

እናተመዝገቡ ዝርከቡ ዓወታት ተጠናኺም ንኽቕፅሉ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ከተማዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ፡፡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ መለሰ ኣለሙ ከምዝገለፁዎ÷ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ መድረኽ ዋጋ ደም…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። “ቀለበት ሓዊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንፍቀ መዋእል” ብዝብል ርእሲ ዝተፃሕፈ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ይምረቕ ኣሎ። እቲ መፅሓፍ ብዋናኣሰናዳኢ፣ ኣሰናዳኢን ሓጋዚ ኣሰናዳኢን ዝተፃሕፈ…

መድረኽ ምንቅስቓስ ኢንቨስትመንትን ልምዓትን መዓድን ኣብ ባሕርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቅስቓስ ኢንቨስትመንትን ልምዓትን መዓድን ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባሕርዳር ይሳለጥ ኣሎ። ሃፍቲታት መዓድን እቲ ክልል ዝምልከት ምይይጥ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ይልቃል ከፋለ፣…

ብሔራዊ ባንኪ ምስ ትካላት ፋይናንስ ልዝብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ስራሕ ባንኪ ኣድሂቡ ምስ ትካላት ፋይናንስ ልዝብ ገይሩ። እቲ ልዝብ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ፋይናንስ እዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ልዝብ ዝግበረሎምን ሓሳብ እታወት ዝርከበሎምን…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ኣካዳሚ ፓሽን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ስለዝተሰወአልና፣ ህይወት፣ ደምን ዓፅሚንስለዝተኸፈለልና፣ ክብሪ ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣካዳሚፓሽን ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ሰራሕተኛታት እቲ ኣካዳሚ፣ ተምሃሮ፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን…

ቁልፊ ዕቤትና ኣብ ኢድና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁልፊ ዕቤትና ኣብ ኢድና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ናብ ምዕባለ ዝግበር ጉዕዞ ዝተሳለጠ ክኸውን ዝኽእል ብቐንዱ ኣብ ውሽጣዊ ዓቕምና…