Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብምዝታይ፥ እቲ ትካል እዋናዊን…

ኣመራርሓ  ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክልል ደቡብ ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ  ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክልል ደቡብ ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ፣ ጣፍን ስርናይን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ መብራህቱ መለሰ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…

ፅገና መስመር ኤሌክትሪክ ኣላማጣ – ቆቦ 50 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና እናተገበረሉ ዝርከብ መስመር ኤሌክትሪክ ኣላማጣ - ቆቦ 50 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ናይ ምፅጋን ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር…

ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ኣፍሊጦም። ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተውፃእፅኡ 99 ሰብ ሞያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሩዎ ውፅዕቲ መፅናዕቲ ጥዕና÷ ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ…

ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢዶም እናሃቡን እናተበተኑን ይርከቡ – ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዝወሰዶ ከቢድን ቅልጡፍን ስጉምቲ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢዶም እናሃቡን እናተበተኑን ከምዝኾኑ ገሊፁ። ካልኦት ድማ ብተመሳሳሊ ሓበሬታ ተደናጊሮምእንታይ ክገብሩ ከምዘለዎም ግራ ከምዝኣተዎም…

ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊዕት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ፀገም ምሕደራን ኣወሃህባን ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ዝተውሃበ ኣመራርሓ እቲ ፈተና ብዕዉት ኩነታት ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣርባዕተ…

ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም። ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ብምትካእ ከምዝተመረፁ ይፍለጥ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ንንጉስ ቻርለስ ኣብ ቤተ መንግስቲ ቤኪንግሃም…

ጂቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ስርናይ ክትገዝእ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጂቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ስርናይ ክትገዝእ ከምትደሊ ሚኒስቴር ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ጂቡቲ መሓመድ ኣሕመድ ኣዋሌህ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቱ ኣብ ዘፈር ሕርሻ ፍርያት ፍረምረን ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ኣብ ምምችቻው…

ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከጋጥም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከምዘጋጥም ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ንኻል ግዘን ናይ መወዳእታን ዝረአ ከውሊ ፀሓይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኢዩ ከጋጥም። ኣብዚ ዓመት…

ኣብ ኣላማጣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዕጡቓቱ ከዚኑዎ ዝነበረ ልዕሊ 3 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ራያ ኣላማጣ ዝመፅአ ሓገዝ እኽሊ ንህዝቢ እንተይኣብፀሐ ንዕጡቓቱ ቀለብ ክውዕል ኣብ መኻዚኑን እንዳመጥሓንን ከዚኑዎ ተረኺቡ። ኣብ ከተማ ኣላማጣ ኣብ ዝተፈላላዩ መኻዚን እኽሊን እንዳመጥሓንን ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ኩንታል…