Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ትካላት ጥዕና ዘፈር ውልቀ ኣወሃህባ ትልሚ ስድራቤት ዝምልከት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ጥዕና ዘፈር ውልቀ ኣወሃህባ ትልሚ ስድራቤት ዝምልከት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ብኣማኻሪ ሃንዝ ዝተሰርሐ እንትኸውን÷ ፋውንዴሽን ሜሊንዳ ጌትስ ድማ እቲ መፅናዕቲ ንኽካየድ ሓገዝ ገይሩ። ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ 12 ሚኢታዊ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዝነበረ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ተዛዚሙ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…

ጉባኤ መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 19 ክሳብ 22 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 19 ክሳብ 22 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ብቐዳማይ ሚኒስትር ፍልፍል ሓሳብ ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝሳለጥ እቲ  ጉባኤ፥ ሓሳብ ፓን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም። ብልሙድ "15 ሜዳ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ማእኸል ስፖረት ቅድመ ሐዚ ንምንቅስቓስ ስፖርት ምቹእ ከምዘይነበረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር…

ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ። ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ልኡኽ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዓውዲ…

ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ቻይና ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ተገይሩ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሽፈራው ሰለሞን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ምስ…

ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ፍሪያት ኢትዮጵያ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ኣካያዲት ስራሕ ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል ነፃነት ተስፋዬ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ዘበናዊ ስርዓት ዕዳጋ ፍሪያት ስርናይ ንምጅማር ዘኽእል ረቂቕ ውዕል ተዳሊዩ ኣሎ።…

ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝውዕል  45 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝውዕል  45 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ፥ 550 ማይክሮስኮፕን ካልኦት ናውቲታትን ዝሓዘ እንትኸውን፥ ናይ ኣሜሪካ ዓለም ለኸ ተራድኦ ድርጅትን ኣይካፕ ኢትዮጵያን ዝገበርዎ…

ኢንጂነር ታከለ ኡማን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ  ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ  ዑደት ገይሮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብዙሓት ፍሪያታት ሴራሚክ እንተሃለወ እውን ናብ ዕዳጋ ከምዘይቐርበ ዘሎ…

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ። እቲ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት ኣብ ዳታ ቤዝ ኢትዮ-ቴሌኮም ምርካብ ዘኽእለ ኣሰራርሓ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ትካላት ዳታ…