Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኮረም ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓሳ ትምለስ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኮረም ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓሳ እናተመለሰት ምዃና ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ብምኽፋቱ ነበርቲ እታ ከተማ ብምኽባር ናብራ እናተሳቐዩ ከምዝነበረን ብሰላም ወፂኦም ክኣተው ዘይኽእሉሉ ብርኪ በፂሖም…

8ይ ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ- ሩሲያ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ- ሩሲያ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ÷ 8ይ ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ- ሩሲያ ንምክያድ…

ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ሃበራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ሃበራዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሪፐብሊክ ሞዛምቢክ ላውሪን ፍራንሲስኮ ተዛቲዮም፡፡ ቀንዲ ትሕዝቶ ልዝቦም…

ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። በምዕራባዊያን ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንዝሑ ናይ ሓሰን…

ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ሰሜን ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ…

ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዕደና ምልዛቦም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኩባኒያታት ሱዑዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዕደና ኢትዮጵያ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ንቐለብ ዕጡቓቱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ። ካብ ገብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅኡ ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ድሕነነት ህዝቢ ብምሕላውን እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ነዕላማ ኲናት ከውዕሎ ዝነበረ ናይ…

ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ከምዝፃወት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ንኽቕፅል ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት እናተዛተየ ይርከብ።…

ኢሎን መስክ ዕድጊት ትዊተር ብ44 ቢልዮን ዶላር ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና እቲ ዝሃብተመ ሰብ ኢሎን መስክ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ከምዝዓደጐ ተገሊፁ። ላዕለዋይ ሓላፊ ትዊተር ፓራግ ኣግራዋል ዝርከቦም ብዙሓት ሓለፍቲ ትዊተር ካብ ስራሕ ከምዝተሰጐጕ’ውን ይሕበር ኣሎ። ኢሎን መስክ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረሉ ዝነበረ ምዕራፍ 12 ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ተዓወትቲ ውድድር ምዕራፍ ምዕራፍ 9፣ ምዕራፍ 10ን ምዕራፍ 11ን ዝሳተፉሉ እቲ ውድድር÷ 14 ተወዳደርቲ ኣብ ክልተ ምድብ…