Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ሰንሰለት እታዎታት ቡና ንዝተዋፈሩ ኣካላት ልቓሕ ንምርካብ ዘኽእል ፕሮጀክት 10 ሚሊየን ዩሮ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርና ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ ኣብ ሰንሰለት እታዎታት ቡና ንዝተዋፈሩ ኣካላት ልቓሕ ንምርካብ ዘኽእል ፕሮጀክት 10 ሚሊየን ዩሮ ከቲሙ። ሚኒስተር ግብርና ኡመር ሁሴንን ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንምዝካር 24 ጥቅምቲኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“24 ጥቅምቲ ኣይንርስዖን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንምዝካር 24 ጥቅምቲኣብ መላእ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኣይ ከበደ ዴሲሳ እቲ መዓልቲ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተሃነፁ 38 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ብ11 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዝተሃነፁ 38 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ተመሓላሊፎም። ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣዳነ ተ/ጊዮርግስ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ብምሕላው ነክዛዘሙ ደገፍን ክትትል ከምዝተገበረ…

ኣብ ርብዒ ዓመት ካብ ንግዲ ወፃኢ 959 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርብዒ በጀት ዓመት 2015ዓ.ም ካብ ንግዲ ወፃኢ 959 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ርብዒ ዓመት ካብ ንግዲ ወፃኢ 1 ቢሊየን 120 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንምርካብ ተሓሲቡ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝመርሕዎ ሉኡኽ ኣብ ከተማ ገላንን ዱከምን ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ፥ ኣብተን ከተማታት ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ፣ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ሓረስቶትን ሜልባ ትካል ሕትመትን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ዝዝክር ሰልፊ ኣብ ሽንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ዝዝክርን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሽንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ መበገሲኡ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብምግባር መወዳእትኡ ድማ ዋና…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ህዝቢ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ። “ዝተዋደደ ድሕንነት ሳይበር ንሃገር ሉእላውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል እንትኽበር ዝፀንሐ እቲ መድሃግብሪ ኣብ ሳይበር ሙዚየም ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈጉባኤ…

ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ ነረፃ ቅድሚ ሕዚ ነታ ሃገር ዝመርሑ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ ዣዬ ቦልሶናሮ ብምስዓር ተዓዊቶም። ኣብ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሉላ ዳ ሲልቫ 50 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ክዕቱ ክኢሎም።…

ህዝቢ ንባዕሉ ካብ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኢትዮጵያ ንባዕሉ ካብ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኽሕሉን ብዕላማን ቅዋምን ሰራዊት ምክልኻል ዝጀመሮ ምውዳድ ንኸጠናኽርን ሰራዊት ምክልኻል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት በትሪ ሰራዊት ምክልኻል ምፅዋር እንትኣብዮ ሽም ሰራዊት ምክልኻል…

ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ፖሊሳዊ ኣገልግሎት ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እቲ ሰራዊት…