Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብወገን መስመር ጋዝ ያማል- ኣውሮፓ ኣቢላ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ከምትጅምር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም። ኣብ ኣውሮፓ ሕፅረት ጋዝ ከምዝቐፀለ ዝሓሩ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር÷ ኣብቲ ቦታ…

ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንኽኸውን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንኽኸውን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንግስቲ ጃፓን ንመሳለጢ እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝውዕላ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን…

ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም። ናይ ትግራይ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለዩ ጊዘታት ካብ ዝተገበሩ ኲናታት ዘትረፎ ኪሳራ ጥራሕ ምዃኑ ብምርዳእ እዚ ኩነታት ክድገም…

ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ካውንስል ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኢዩ ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን…

ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ትልሚ ናይ ጥዕና ሚኒስቴርን ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ውድብ ጥዕና ዓለምን ዩኒሴፍን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ…

ናብ ከተማ ሽረ ነዳዲ ይጓዓዝ ኣሎ – በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ከተማ ሽረ ነዳዲ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ቀረብ ነዳዲ፣ ሎጂስቲክስን ክትትልን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ፈቃዱ ሹመት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ፅገነኦም…

ሃገራዊ ናይ ሓደጋ ስግኣት ቅድመ መጠንቀቕታ ሰነድ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ናይ ሓደጋ ስግኣት ቅድመ መጠንቀቕታ ሰነድ ዕላዊ ከምዝኾነ ብሄራዊ ናይ ሓደጋ ስራሕ ስግኣት ኣመራርሓ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቲ መፅናዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከጋጥሙ ዝኽእሉ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘብፅሕዎ…

ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ገምጋም ኣብ ከተማ ዲላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ደቡብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ናይ ብልፅግና ፓርቲ ደቡብ ክልል…

ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ብምኽንያት ፅዋዕ ዓለም ኳታር ንሓደ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐእንትኸውን÷ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ድሮ…

ናይ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝነበሩ 80 ከተማታት ናይ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ናይ ኢትዮጵያ ክፍሊ ኣብ ዝነበረ ጎንፂ ብዝበፅሐ ናይ ኤሌክትሪክ መሰረተ ልምዓት ዕንወት ናይ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝነበሩ 80 ከተማታት ናይ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ኮይኖም። በቲ ጎንፂ ምኽኒያት ናይ ኤሌክትሪክ ተቓሪፁዎም…