ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ተገይሩ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ገይሮም። እቲ ዘተ ንብዝሃ ቋንቋ ኣተገባብራ ካብ ኣፍ መፍትሒ ብተወሳኺ ናይ ሃገር ውሽጢን ወፃኢን ቋንቋታት ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ንምክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስርሒታ ዝቐተለት ውልቀሰብ ብድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክትቅፃዕ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ወር መሃያ ኣይተኸፈለኒን” ብዝብል ቂም ተለዓዒላ ንመስርሒታ ቀቲላ ዝተብሃለት ኣበቡ ሙላቴ ብዕድመ ልክዕ ፅኑ ማእሰርቲ ክትቅፃዕ ውሳነ ተመሓላሊፉ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒ ዘፈር ዓቃቢ ሕጊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ፍሉይ ገበን÷ ዓቃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብቲ ዘተ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ውሱንነታትን ዘተ ተገይሩ። ኣብ ኣክሱምን ዓድዋን ከተማታት ይግበሩ ኣብ ዘለዉ ዘተታት ናይ ፌዴራል መንግስቲ ናብተን ከተማታት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍኖተ ካርታ ኣወሃህባ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ቅልጡፍ ምላሽን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍኖተ ካርታ ኣወሃህባ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ቅልጡፍ ምላሽን ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፍኖተ ካርታ÷ ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓማውቲ ዝትግበር እንትኸውን÷ ሓደጋ ኣቐዲምካ ኣብ ምክልኻል ትካላት ተዋዲደን ንኽሰርሓ ዝገብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ውፅታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ካብ ቱሪዝም ዝረኽብዎ ዝነበሩ ኣታዊ ብምቁራፁ ኣብ ናብረኦም ልዑል ፀገም ከምዝፈጠረሎም እቶም ነበርቲ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ነበርቲ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ነበርቲ ተዛሪቦም። ኣብታ ከተማን ዙርያኣን ዝርከቡ ማሕበረሰባት ዝግበር ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ኣቕርቦት ኣብ እዋን ኲናት ዝተፈጠረ ፀገም ዘቃልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ከምዝጅምር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ ተቛሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ኣየር ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር ቁርፀኛ ምዃኑ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር ቁርፀኛ ምዃኑ ናብ መቐለ ዝኸደ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣረጋጊፁ። እቲ ልኡኽ ምስ ህወሓት ኣመራርሓን ነበርቲ መቐለን ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ኣብ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ ምግባር ምኽኣሉ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ መግባር ምኽኣሉ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስቴር ገሊፁ። ኣብ 11 ከተማታት ብዝተተግበረ ቀዳማይ ዙር ናይ ለምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮጀክት መውዓሊኦምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 187 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 187 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 57 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 358 ደቂ ኣንስትዮን ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…