Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

እቲ ስምምዕ ሰላም ብዝተተለመሉ መገዲ ንክፍፀም መንግስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፈጸመ ስምምዕነት ሰላም ብዝተተለመሉ መገዲ ንክኸይድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ዘለዉ ኣብዝሓ ከባቢታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። <span;>ኣብቲ ዑደት ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሚኒስትራትን እውን ከምዝተሳተጉ ተገሊፁ። <span;>እዋናዊ ሓበሬታ…

“ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ “ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ውድድር ኣብ ባንኪ ኣቢሲንያ ብዘይወለድ ኣገልግሎት ባንኪ ዝተዳለወ ኢዩ። መበገሲ ፋይናንስ ንዝሰኣኑን ሓሳብ ስራሕ ንዘለዎምን መናእሰይ ካብ 200 ሺሕ ክሳብ 1…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዕጡቓት ሓይሊታት ዕጥቆም ብምፍታሕ ናብ ማሕበረሰብ ንክሕወሱ ዘኽእል ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 15 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝምልከት፥  ኣብ ኩሉ ከባቢታት እዛ ሃገር…

ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም። እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘስፈሮ መልእኽቲ፥ እቶም ተዛተይቲ ኣብ ክሊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተላዚቦም ኢሉ። ብፍላይ ኣብ…

ዩኒቨርሲቲ ወሎ  1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ  ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ርሕቐትን ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ኮምቦልቻ ቴክኖሎጂ ኢንስቲቲዩት ዓውዲ ኢንጅነሪንግ ዘሰልጠኖም…

ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። እቶም ዕላዊ ስርሖም ዝጀመሩ ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ማይካድራ፣ ሑመራ፣ ቃፍታ ፣ ኣውሮራ፣ ዳንሻ፣ ዓዲ ረመፅን ከተማ ንጉስን ምዃኖም ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ። ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን…

ኣብ ሕሉፍ ዝረአናዮ ዓንቀፍቀፍ ከይዲ ሰላም ከይድገም – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሕሉፍ ዝረአናዮ ዓንቀፍቀፍ ከይዲ ሰላም ከይድገም” ክብሉ ሚኒሰስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ውሳነ ሰብ ከምዘድልዮን ኣርሒቑ ዝጥምት መሪሕነት…

ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ናይ ሶማሊያ መዘነኦምን ዞባዊ ድሕንነት ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ንምርግጋፅ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጄነራል ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሶማሊያ መዘነኦም ማሃድ ሳላድ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ልውውጥ ሓበሬታ፣ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምውጋእ ከምኡ እውን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳልን ድሕንነት…