Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ላሊበላ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላሊበላ ናይ ውሽጢ በረራ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ዳግም በረራ ጀሚሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ላልይበላ ልዑል ዘረፋን ዕንወትን ምፍፃሙ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ኣቋፁ ምፅንሑ ይዝከር፡፡…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝበፅሑ ሰብኣዊን ንዋታዊን ዕንወት ከፅንዕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ መፅናዕቲን ምርምርን ብምጥያሽ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝበፅሖም ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ንዋታዊ ዕንወትን ከምዘፅንዕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዝተፈላለዩ ተመረቕቲ ተምሃሮ እውን ዝበፅ ሰብኣዊን ንዋታዊን…

ሎሚ ንጉሆ ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ በረራ ዝነበሩ ተሳፈርቲ 10 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ በረራ ነፋሪት ዝነበሩ ተሳፈርቲ 10 ሺሕን 400 ዶላር ብምትእኽኻብ ብ ‘ኣይዞን ኢትዮጵያ' ኣካውንት ድጋፍ ገይሮም። ነቲ ድጋፍ ዘተሓባበሩ ኣብቲ በረራ ዝነበሩ ዝተወሰኑ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መራሒ ምንቅስቓስ ስዌቶ መናእሰይ ሎንታታ ላክስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መራሒ ምንቅስቓስ ስዌቶ መናእሰይ ሎንታታ ላክስ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ኣሰጓሚ ፓን ኣፍሪካኒዝም መንእሰይ ሎንታታ ላክስ ናብ ኢትዮጵያ መፂ ዘሎ፥ ወፍሪ ምንቅስቓስ “የኣክል” ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ ተገዲቡ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስልጣን ምልቃቖም ዕላዊ ገይሮም። ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ምግባራ ስዒቡ ኣብ ውሽጢ ፖለቲካዊ…

ናብ ሃገር ዝኣተወ ጉጅለ ዳያስፖራ በቲ ወራሪ ሓይሊ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብ ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ኣዶ ሃገር ስዒቡ ናብ ሃገር ዝኣተወ ጉጅለ ዳያስፖራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብ ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣቕኒዑ። ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከባቢታት ዓፋርን ኣምሓራን…

ኣብ ከባቢ ወልዲያ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ወልዲያ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 30 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ክዳውንቲን ካልኦት ናውቲን ዘካተተ እንትኸውን፥ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ዝተገበረ ሓገዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ሓገዝ ዝተበርከተ ሚኒስትር እቶት…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ልዕሊ 300 ኣባላት ሸኔ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 312 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም። እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ እናፈፀሞ ዝርከብ እኩይ ተግባር ብምግንዛብ ኢዮም ካብ ኣባ ገዳታት ዝቐረበሎም ፃውዒት ተቐቢሎም ብሰላም…

ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ። ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈጠረ ክፍተት ኣሰራርሓ ምኽንያት ካብ ፈፃሚ ስራሕ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ተኣጊደን ንዝነበራ ወይዘሮ ሶፍያ ኣልማሙ ናብ…

ቤተ ምፃሕፍቲ ኣብርሆት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ምፃሕፍቲ ኣብርሆት ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተመሪቑ ተኸፊቱ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4 ኪሎ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ብዘበናዊ መልክዑ ዝተሃነፀ እቲ ቤተ መፃሕፍቲ፥ ባህሊ ምንባብ…