Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር ዱብቲ ኣብ ዝለምዐ መስኖ ስርናይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃዒት ኢትዮጵያ ተቐቢሎም ናብ ሃገር ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሩ ዝርከቡ ዑደት ኣብ ወረዳ ዱብቲ ኣብ 500 ሄክታር መሬት እናለምዐ ዝርከብ ሕርሻ ተዓዚቦም። እቲ ቦታ ቅድም ክብል ሕርሻ ልምዓት ሽኮር ተንዳሆ ዝነበረ እንትኸውን፥…

ኣብ ድሕሪ ኲናት ዓወታትና ሓሊና ክንዘልቕ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይተዛናጋዕና ሓድነትና ሓሊና ንዝለዓለ ዓወት ብሓባር ንረባረብ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሐፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ…

ሱዳን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ዘይብሉ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ክትፈትሕ ኣለዋ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ኣብ ዘይብሉ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ክትፈትሕ ከምዘለዋ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ናብ ልዑል ፖለቲካዊ ናዕቢ ብምእታው ሰላምን ምርግጋእን ተሳኢኑዋ ዝቐፀለት ሱዳን ቀዳማይ…

ኣጎዋ ካብ ዘለዎ ረብሓ ንላዕሊ ትኹት ተዋሂቡዎ ኢዩ – ኣይተ ክቡር ገና

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሃገራት ኣፍሪካ ፍርያተን ካብ ቀረፅ ናፃ ብምግባር ፍርያት ናብ ሃገራ ንኸእትዋ ዝሃበቶ ዕድል ኣጎዋ ካብ ዝህቦ ረብሓ ንላዕሊ ትኹረት ከምዝተውካቦ ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካን ኣመራርሓ ኢዜማን ኣይተ ክቡር ገና ገሊፆም። ኣይተ ክቡር…

ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ዝቐርበሉ ስርዓት ተዘርጊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮሚሽነራት ብሄራዊ ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ኢትዮጵያ ዝቐርበሉ ስርዓት ከምዝተዘርገሐ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጣፎ ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ ድማ ምቱቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ዝቕበልን ዝውድብን ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ገሊፆም፡፡…

ሰራጀሕተኛታትን ሚኒስቴር ሰላምን ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራጀሕተኛታትን ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱ ኣለም ንርእሰ መምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ሎሚ መዓልቲ ከምዘረከቡዎም ግዜኢ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዘብፀሖ ጉድኣት ዘመልክት ንዲያስፖራታት ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን ዲያስፖራታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሊኮማ፤ ኡዋ፤ በራህሌን ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዘብፀሖ ጨፍጫፍን ዕንወትን ዘርኢ ዓወደ ምርኢት ቀሪቡ፡፡ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ…

ጉድኣት ኣብ ዝበፅሖም ከባብታት ዝግበር ዳግመ ምጥያሽ ኩሉ ዜጋ ክሳተፍ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ተወለድትን ፈተውትን ላስታ ላልይበላ ኣስታት 6 ሚሊየን ብር ብምትእኽኻብ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ድጋፍ ገይሮም። ኮሚቴ ጊዜያዊ ኣካቢ ሓገዝ ቅዱስ ላልይበላ÷ እቲ ከባቢ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተታሒዙ ኣብ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መንግስት ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝህቦ ሓገዝ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ መምርሒ  ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ። ምምሕያሽ እቲ መምርሒ መንግስቲ ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝህቦ ሓገዝ ኣብ ቀፃሊ በቲ ኣዋጅ መሰረት…

“ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ከምኡ…