Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዝተፈላለዩ ኣካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 14 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣካላት ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 14 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ትካል ሕትመት ብርሃንን ሰላምን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ዝገበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እቲ ሓገዝ 5 ነጥቢ 5…

ብሽም ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ሓምለዋይ ኣሰር ዘንብሩሉ ፓርክ ሰይምና – ከተባ ኣደነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝነበረ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ፓርክ ከምዝተየሰመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ  ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘስፈርኦ…

ገናሕቲ ብስክሌት ሞተር ካብ ገናሕቲኦም ወፃእ ካልኦት ተሳፈርቲ ንኸይፅዕኑ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሽከርከርቲ ብስክሌት ሞተር ብዘይ እቶም ገናሕቲ ብስክሌት ካልኦት ተሳፈርቲ ከይፅዕኑ እገዳ ገይሩ፡፡ እቲ ቢሮ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምክንያት ብስክሌት ዝበፅሑ ሓደጋታት ትራፊክን ዘይሕጋዊ ስራሕቲን…

“ባህላዊ ስርዓት ዕርቂ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ክእለት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 3 ሚሊየን ዓመት ዝነበሩ ቅሪተ ኣካልን መገልገሊ ናውቲን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ኮንሶ ሓጓፍ ሽንጥሮ ያዳ ቱሚ ስፍራ ቅድመ ታሪኽ ‹‹ሓዱሽ ጥንቲ›› ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቴማቲክ ፈንድ ምስ ዝተብሃለ መሓዛ ብዝተረኸበ ገንዘብ ምርምር ንዓመታት ብዝተገበረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ…

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዘሳተፈ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዘሳተፈ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ብዙሓት ኣባላት ድያስፖራ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተዳለወ ፓርኪ ዲያስፖራ ኢዩ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ካልአይቲ ሃገር ኢያ – ኣምባሳደር ሴኔጋል ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመላእ ኣፍሪካ ካልአይቲ ሃገር ከምዝኾነት ኣምባሳደር ሴኔጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዝተሸሙ መሓመድ ላሚን ቲያው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ቅዳሕ ደብዳበ ሹመቶም ንምኽትል ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ኣለማየሁ…

ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋዕ ልዑል መጠን ዘለዎ ዕድጊት ስርናይን ዘይቲን ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረጋገአ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕሳል ዝቕባበ ዋጋ ንምቁፅፃርን ዋጋ ዕዳጋ ንምርግጋእን ረብሓ ዘለዎ 4 ሚሊየን ኩንታል ስርናይን 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን ዕድጊት ክዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ገንዘብን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ ኮምቦልቻ መዓልታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ 27 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ መዓልታዊ ኣገልግሎት በረራ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ተጀሚሩ። እቲ ምጥቋም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 6 ጥሪ 2014 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ንኢትዮጵያ ኣብ ጥንኩር መሰረት…