Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንዕ ዝተገበረ ህዝቢ ትግራይ ዳግም እዋን ፅምዋ ረኺቡ ትኽክለኛ መንነት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንዕ ዝተገበረ ህዝቢ ትግራይ ዳግም እዋን ፅምዋ ረኺቡ ትኽክለኛ መንነት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ከምዝኾነ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ናብ ባሕሪ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ብዕዉት ኩነታት ናብ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ኣፍሊጣ። መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኮንፈረንስ ገዛኢ ፓርቲ እታ ሃገር ወታደራዊ ዓቕሚ ዝበለፀ ንምዕባይ ቃል ምእታዎም ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ…

ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለን ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዓመት ኢኮኖሚ ብዙሓት ፈተናታት ዘንፀላለዉዎ ይኹ እምበር፥ ኣብ ቀንዲ…

ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ዕለት ዕዱማት ብሓደ ኮይኖም ምንቅስቓስ ኣክል ንዓለም ከምዘርእዩ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…

ዳያስፖራታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዘብፀሖ ከቢድ ክሳራ ዳያስፖራታት ብኣካል ተረኺቦም ተዓዚቦምዎ። ኣብቲ እዋን ድማ ሓገዝ ሕክምና ሰብ ስራሕ ኣካል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ እቲ ሆስፒታል፥ በቲ ጉጅለ ሙሉእ ሙሉእ…

ናብ ዉሽጢ ዓዲ እንናኣትዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ቀፂሎም ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኹናት ጉድአት ዝበፅሖም ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ ካብ ወፃኢ ናብ ዉሽጢ ዓዲ እናኣተዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ  ኣጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡ ሎሚ እዉን ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምእታዉ ዝርከቡ ኢትዮጵያዉያን ኣብ እዋን በረራ…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 4 ሚሊዮን ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ነባርነቶም ኣብ ኣትላንታ ዝገበሩ ኢትዮጵያውያንን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 4 ሚሊዮን ዘውፅእ ድጋፍ ገይሮም። ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ደሳለኝ ጴጥሮስ÷ እቲ ኣካዳሚ…

ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ግደኦም ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዘሰናደኦ “ኣበርክቶ ታሪኻውነት ንብሄራዊ ምርድዳእን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ…

ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ እዋናዊን ስሩዕን ናይ 6 ወርሒ ተግባራት ኣፈፃፅማ፣ ተመዛበልቲ መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝምልከት ምይይጥ ከምዝገብር ካብቲ…

ሁዋዌ ኢትዮጵያ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ  ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዓመት እተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ኣሊ፤ ኣብ ጉጅለ  ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ምስ ምኽትል ኣፈፃሚ ስራሕ  ቻርለስ ዲንግ ኣብ…