Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣሜሪካን ካንዳን ዝኣተዉ ዲያስፖራታት 17 ሽሕ ዶላር ኣሜሪካ ድጋፍ ኣተኣኻኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲሲን ካብ ካናዳ ቶሮንቶን ፃውዒት ሃገር መልሲ ንምሃብ ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ተጓዓዝቲ ዲያስፖራታት ኣብ እዋን ጉዕዝኦም ኣብ ውሽጢ ኣውሮፕላን ገንዘብ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ን5 ከተማታትን ን6 ትካላት ፌደራልን ፖርታላት ኣልሚዑ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንጅግጅጋ፣ ሀረር፣ ጋምቤላ፣ ጅማ ፣ ሆሳዕና ከተማታን ን6 ትካላት ፌደራልን ፖርታላት ኣልሚዑ ኣረኪቡ። ፖርታል ዝለመዐለን ትካላት ፌዴራል፥ ሚኒስቴር ንግድን ምትእስሳር ቀጠናዊን፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ኤጀንሲ ቤት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ምኸንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ምኸንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ናይዚ ዓመት በዓል ልደት ዝኽር ዘበን መከራ እናተዛዘመ፣ ፀገማት…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ልደት ምኸንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ልደት ምኸንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንልደት ኢየሱስ…

ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ዝተጀመሩ መንበሪ ገዛውቲ ተዛዚሞም ንነበርቲ ተበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ዝተጀመሩ መንበሪ ገዛውቲ ተዛዚሞም ንነበርቲ ተበርኪቶም። ኣብታ ከተማ 161 ኣባይቲ ንነበርቲ እንትብርከቱ ናይ በዓል ሕብ እውን ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱ፡፡ ዝበርከቱ ገዛውቲ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ 107፣…

ኣብ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምልዓል ይኹን ምምሕያሽ ከምዝኽእላ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ግምት ብምእታው ምልዓል ይኹን ምምሕያሽ ከምዝኽእላ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ወሲኑ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ኣልውሃ ፅገንኡ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ፈሪሱ ዝነበረ ድልድል ኣልውሃ ፅገንኡ ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። እቲ ጉጅለ ዝበፅሖ ውቅዒት ምፅዋር ምስኣበዮን እንትሃድምን ድልድል ኣልውሃ ኣፍሪሱ ከምዝኸደ ይፍለጥ። እቲ ከባቢ ካብቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናፃ…

ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገራዊ ማሕለኻታት ብዓወት ክንሳገር ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣቢያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገራዊ ማሕለኻታት ብዓወት ክንሳገር ኢና ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣቢያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓታት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለ ከምኡ እውን እርማት ምዝባዕ ድሕረ…

ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታትን ናይ ውልቀ ኮሌጃትን ዘፈር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኃል ዝኸውን ልዕሊ 29 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታትን ናይ ውልቀ ኮሌጃትን ዘፈር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኃል ዝኸውን ልዕሊ 29 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። እቲ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ብሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ንምፅር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ነይሮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ንምፅር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ከምዝነበሩ ምክትል ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ብዝተሰርሐ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ እውን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ…