Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሎሚ ኩልና ኣብ ላሊበላ ተረኺብና ንኽነኽብር መተካእታ ዘይብላ ህይወቶም ንዝገበሩ ኢትዮጵያውያን ምስጋና ይግበኦም – ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ ኩልና ኣብ ላሊበላ ተረኺብና ንኽነኽብር መተካእታ ዘይብላ ህይወቶም ንዝገበሩ ኢትዮጵያውያን ምስጋና ይግበኦም” ክብላ ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። በዓል ልደት “ልደት ኣብ ላሊበላ” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝመፅ…

ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደት እንተኽብር ዝተመዛበሉ ወገናት ብምሕጋዝ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደትኢየሱስ ክርስቶስ እንተኽብር ዝተመዛበሉ ወገናት ብምሕጋዝን ጉድኣት ዝበፅሖም ሓዘኖም ብምክፋል ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኢትዮጵያዊያን ንሰላም ሃገሮም ብሓድነት ጠጠው ክብሉ…

ናይዚ ዓመት በዓል ልደት ብብዙሓት ዓወታት ተዓጂቡ ኣብ ኢትዮጵያዊነትን ሕብረብሄራዊ ሓድነትን ወቂቡን ደሚቑን ዝኽበር በዓል ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ዓመት በዓል ልደት ብብዙሓት ዓወታት ተዓጂቡ ኣብ ኢትዮጵያዊነትን ሕብረብሄራዊ ሓድነትን ወቂቡን ደሚቑን ዝኽበር በዓል ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦ መንበር ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም። ንኩሎም…

ኣብ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደገም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ደገም ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር ሓገዝ እኽሊ ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ ፅዕነት ተሸከርካሪት ካብ ወረዳ ኩዩ ናብ ከተማ ፊቼ…

እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ገምጋም ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ የህዳሴ ኣብ ዝርከበሉ ጉባ እናተኻየደ ዝርከብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ድማ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር…

በዓል ልደት ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ፀፅታ ንኽኽበር ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ – ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። ኣብ መልእኽቱ ድማ በዓል ልደት ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ሕድሕድር ርክቦም ብዝበለፀ ዘጠናኽሩሉ፣ መንፈሳዊ ክብርታቶም…

ፀጋታት ሓድነትናን ብምጥንኻር በዓል ልደት ምኽባር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፀጋታት ኢትዮጵያውያን ዝኾኑ ፍቕርን ሓድነትን ብምጥንኻር ነቲ በዓል ምኽባር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን በዓል ልደት ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መልእኽቱ÷ “ኣብ ልዕሊ ህልውና ኢትዮጵያ…

ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ኢትዮጵያ ናፅነታን ሉኣላውነታን ብዝሓለወ መልክዑ ምስ ሃገራት ጥንኩር ዲፕሎማሲ ንክህልዋ ትሰርሕ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ኢትዮጵያ ናፅነታን ሉኣላውነታን ብዝሓለወ መልክዑ ምስ ሃገራት ጥንኩር ዲፕሎማሲ ንክህልዋ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ከም ኣቆፃጽራ ፈረንጂ 2021 ሃገርና ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ተጓንፎታት ኣጋጢሞምዋ…

በዓል ልደት ኣብ ላሊበላ ንምኽባር ኣጋይሽ ናብታ ከተማ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኣብ ላሊበላ ንምኽባር ኣጋይሽ ናብታ ከተማ የኣትዉ ኣለዉ። እቲ በዓል ንምኽባር እናኣተዉ ዝርከቡ ኣጋይሽ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝነብሩ ኢዮም። ብለይኩን ኣለም ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…