Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዳያስፖራታት ዝበፅሐ ዝራእቲ ሓረስቶት ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራታት ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ ወረዳ 02 ሾቤ ተረኺቦም ዝበፅሐ ዝራእቲ ሓረስቶት ኣኪቦም፡፡ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ በዚ መልልዑ ዝራእቲ ሓረስቶት ምእካቦም ዓብዪ ሃገራዊ ኩርዓት ከምዝኾነ ሓላፊ…

እቲ ሕብረት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ማሕበር ልምዓት ገባሪ ሰናይ ክርስቲያን ኣብ ክልላት ኣምሓራንን ዓፋርን ብምኽንያት ኲናት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ሸዋሮቢትን ደብረ ሲናን…

መንግስቲ ዝተወሰኑ እሱራት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ማእሰርቲ ምፍትሑ ንኣካታታይነት ሃገራዊ ምኽክር ርኡይተ ታራ ኣለዎ – ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተወሰኑ እሱራት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ማእሰርቲ ምፍትሑ ንኣካታታይነት፣ ሰብኣውነትን ርህራሀን ሃገራዊ ምኽክር ተሓሳቢ ዝገበረ ውሳነ ምዃኑ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ፥ መንግስቲ ትማሊ ዝፈትሖም ዝተወሰኑ…

ጀነራል ብርሃኑ ጁላ መዓርግ ማርሻል ፊልድ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሃይልታት ጦር ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ማዓርግ ማርሻል ፊልድ ተዋሂቡዎም። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፥ ውግእ ንዝመርሑ፣ ሓይሊ ንዝመርሑ፣ ዓወትን ውፅኢትን ንዘመዝገቡ ላዕለዎት መኮነናት ጦር በቢብርኩ ናይ ዕቤት መዓርግ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተሰርሑ ዝርከቡ ህንፀት ስራሕቲ መገዲ ፀርግያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተሰለጡ ዝርከቡ ህንፀት ስራሕቲ መገዲ ፀርግያ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ብኣይተ ሙስጠፌ ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተሳለጠ ዘሎ ስራሕቲ…

ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያዊነት ከጠንክር ዝኽእል መድረኽ ክኸውን ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያዊነት ከጠንክር ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ እምበር ንጨቓጨቐሉ መድረኽ ክኸውን የብሉን ክብሉ ፖለቲከኛ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ተዛሪቦም፡፡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኢዜማን ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ…

ኣዶ ሰብ ብርቱዕ ቀላፅም ‘ኢትዮጵያ’ ብትንፋስ ደቃ ሰንደቓ ዳግም ክብ ኢሉ ክውልብለብ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣዶ ሰብ ብርቱዕ ቀላፅም ‘ኢትዮጵያ’ ብትንፋስ ደቃ ሰንደቓ ዳግም ክብ ኢሉ ክውልብለብ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓይሊ ምክልኻል ሃገር ኣመልኪቶም መግለፂ ኣውፂኦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ ኢትዮጵያ…

“ጅግና ሕዝቢ – ብየማናይ ኢዱ እዱ ዓወት ዝጭብጥ፣ ብፀጋማይ ኢዱ ይይቕሬታን ምሕረትን ዝልግስ ኢዩ!” – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ) “ጅግና ሕዝቢ - ብየማናይ ኢዱ እዱ ዓወት ዝጭብጥ፣ ብፀጋማይ ኢዱ ይይቕሬታን ምሕረትን ዝልግስ ኢዩ!” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዝኾነ ይኹን…

ኣብ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ዝተኸበረ በዓል ልደት ብሰላም ተዛዚሙ – ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደብረ ሮሃ ቅዱስ ላሊበላ ዝተኸበረ በዓል ልደት ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን ቅዱስ ላሊበላን፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ርእሰ መምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሊቃነ…

ሓድጊ ላሊበላ ሃፍቲ ኩሎም ደቂ ሰባት ብምዃኑ ብሓባር ክንሕልዎን ክንከናኸኖን ይግባእ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)”ሓድጊ ላሊበላ ሃፍቲ ኩሎም ደቂ ሰባት ብምዃኑ ብሓባር ክንሕልዎን ክንከናኸኖን ይግባእ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። በዓል ልደት “ልደት ኣብ ላሊበላ” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝመፅ…