Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ ይኹን ኣብ ኣፍሪካ ሰላም ብምርግጋፅ ናይ መሪሕነት እጃማ ምውፃኣ ከምእትቕፅል ሙሉእ እምነት ኣለኒ – ሚኒስትር ምክልኻል ደቡብ…

ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ደቡብ ሱዳን ኣንጀሊና ቴኒ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ዛዕባታትን ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣምባሳደር ነቢል÷ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝፈፀሞ ወራርን…

እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝተዓለመሉ ሽቶ ነኽወቅዕ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸቢ ሓፋሽ ብዙሕ ትፅት ይበር – ሙሁራን

ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝተዓለመሉ ሽቶ ነኽወቅዕ ካብ ሰብ ሞያታት መራኸቢ ሓፋሽ ብዙሕ ትፅት ከምዝግበር ሙሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዪኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ጋዜጠኝነትን ምርድደዳእን ዶክተር ኣደም ጫኔን…

ኢትዮጵያውያን ካብ ኢድ ኣታውነት ግዳማውያን ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ንምይይጥ ዕድል ክንህብ ይግባ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንምይይጥ እኹል ዕድል ብምሃብ ንጎንፅን ዘይምርድዳእን ኢሉ እውን ክሳብ ኲናት ንዘብፅሕ ፀገም ዘቃልዑ ኩነታት ዕልባት ንክረኽቡ ምስራሕ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ሓላፊ ቤት-ፅሕፈት ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር…

ብዘጋጠመ ድርቂ ሰባትን እንስሳታትን ከይጉድኡ ብስፍሓት ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ሰባትን እንስሳታትን ከይጉድኡ ብስፍሓት እናተሰርሐ ከምዝርከብ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ምስ መሓዙት ኣካላት ብምሕብባር ኣብ ከባቢታት እቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ፥ እቲ ድርቂ ኣብ ልዕሊ ህይወት…

ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ምስ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ምስ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ኣብ ዘብፀሐሎም ከባቢታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን መሊስካ ንምህናፅ ዝሕግዝ ዘተ ኢዩ ኣብ ሆቴል እስካይላይት እናተኻየደ ዝርከብ።…

ኣብ ቤጂንግ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ንምሕጋዝ ከምዝሰርሑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ኣብ ቤጂንግ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀፅ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራውያን ብምዃን በዓል ልደት ኣኽቢሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን  ኤርትራውያንን ብሓባር በዓል ልደት ኣብ ዘኽበሩሉ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ተወዳዳሪ ዘይብሉ ሜዳይ ጅግና ፀሊም ኣምበሳን ልዑል ሜዳይ ጅግና ዓወት ዓድዋን ንዝተፈላለዩ ወታደራዊ መራሕቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪ ዘይብሉ ሜዳይ ጅግና ፀሊም ኣምበሳን ልዑል ሜዳይ ጅግና ዓወት ዓድዋን ንዝተፈላለዩ ወታደራዊ መራሕቲ ተዋሂቡ። ብመሰረት እዚ፡- ወደር የሌለው የጥቁር አንበሳ ጀግና ሜዳይ በጦር ሀይሎች ጠቅላይ አዛዥ ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አህመድ የተሸለሙ…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ኬፕ ቨርዴ ፀወታኣ ኣካይዳ። ብውፅኢቱ ድማ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ። ኣብ መጀመርታ እቲ ፀወታ ያሬድ ባዬ ብቀይሕ ካርዲ ምውፅኡ ስዒቡ ዋሊያታት ብጎዶሎ ፀወተኦም…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ድሕሪ ኲናት ዝፍጠሩ ምዝባዓትን እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። መበገሲ ፅሑፍ ዘቕረቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ኣይተ መለሰ ኣለሙ፥ ፓርቲታት ፖለቲካ ንሕንሖም ከመዘሎ ኮይኑ…

ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ናብ ዝቕፅል ሰሙን ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ሰልፊ ምንቅስቓስ `የኣክል` ብመሰረት ሕቶ እቲ ዳያስፖራ ናብ ዝቕፅል ሰሙን ተመሓላሊፉ። ብዙሓት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ሕዚ እውን ናብ ሃገሮም እናኣተዉ ስለዝኾኑ፥ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን…