Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ድሌት ፅዕነት እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ከስቢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምዝቐፀለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ድሌት ፅዕነት እናወሰኸ ምምፅኡ ስዒቡ ከስቢ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምዝቐፀለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ገሊፆም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣብ ዱባይ ዝተዳለወ ዘተ መርበብ ሓሬታ…

ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ብሓባር ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ስምምዕነት ኮንትራት ተፈራሪሞም። ክልቲኦም ሃገር በቆል ትካላት እዋኑ ዝሓቶ ወታደራዊ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም ንኢትዮጵያ ልዑል…

መራኸቢ ሬዲዮ ሓዊሱ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሽጋራ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 11 ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ቱሪስት ኮንዶሚኒየም ኣብ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ኣብ ክልተ መኽዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ በዝሒ ዘለዎ ፍርያት ሽጋራን መራኸቢ ሬዲዮ ብሓይሊታት ፀፅታ ተታሒዙ። ብጥቆማ ሕብረተሰብ ዝተትሓዘ…

ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ድሌት እተን ሃገራት ዝተመርኮሰ ኢዩ – ዋንግ ዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ድሌት እተን ሃገራት ዝተመርኮሰ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ገሊፆም። ዋንግ ዩ ኣብ መፈለምታ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ዲፕሎማሲያዊ ዑደት ምስ ዛዘሙ ኣብ ዝሃቡዎም…

መድረኽ ርክብን ኮንፈረንስ ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ይካየት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ሓሙሽተ ወረዳ ሰሙ ሮቢን ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ቀወትን መድረኽ ርክብን ኮንፈረንስ ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኮማሜ ይካየት ኣሎ። ኣብ መንጎ ክልቲኦም ህዝቢታት ኣፈላላይ ዕለታዊ ጎንፂታት ይራኣዩ ከምዝነበሩ …

ምህርቲ ኣቑሑት ሙሉእ ንሙሉእ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ንምግባር ፕሮጀክት 3 ዓመት ምቕማጡ ሚኒስተር መዓድን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህርቲ ኣቑሑት ሙሉእ ንሙሉእ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ንምግባር ፕሮጀክት 3 ዓመት ምቕማጡ ሚኒስተር መዓድን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር መዓድን ኢኒጂነር ታከለ ኡማ፣ እታዎታት ሓፂነ መፂን፣ ምስ ሰብ ሞያ፣  ብሰብ ሞያ ኢኮነሚን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ብዝተጣየሸ…

ክኸፋፍሉናን ከዳኽሙናን ዝኽእሉ ሓሳባት ንደሓር ክነፅነሖም ይግባእ – ዶክተር ይልቃል ከፍያለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣምሓራ ክኸፋፍሉን ከዳኽሙን ዝኽእሉ ሓሳባት ንደሓር ብምባል ንባዕሉ ካብ ካልኦት ወራራት ክሕሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክለል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍያለ ኣገንዚቦም። እቶም ርእሰ መምሕዳር ግብ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘብፀሖ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ዳያስፖራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይብ ኣሕመድ ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ዝመፁ ኣባላት ዳያስፖራ፤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዳያስፖራ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣመራፅታትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ብምጥቓም መዋእለ ንዋዮ ብምፍሳስ፤…

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ኣቢያተ ፍርዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ብሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብግቡእ ንምስላጥ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ከምኡ እውን ምስ ሰብ ሞያ  ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ። ቀንዲ ዛዕባ አቲ ዘተ ድማ ኣብ ፖሊስ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብቶማ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን እተን ክልላት ዝርከቡ…