Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኣኒከን ሁይትፌልድት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ እናተርኣዩ ዝርከቡ ለውጢታት ብምምልካት ነተን ሚኒስትር…

እቲ ብዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታዊ ኣገልግሎታት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ፍቓድን ምቁፅፃርን ኣሽከርከርቲን ተሸርከርቲን ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣገልግሎት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ብዓል መዚ፥ ኣብ ፍርቂ ኣመት በጀት 2014 ዓ.ም ካብ ኣገልግሎታት ኣሽከርከርቲን…

‘’ግደ ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን’’ ብዝብል ርእሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ግደ ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን’’ ብዝብል ርእሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ተረባሒት ዲጂታል ቴክኖሎጂ ንኽክትከውን ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ኮሙኒኬሽን ኢንፎርሜሽን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሰርሑ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቐርብ ዕንቅፋት ምዃኑ ከምዝቐፀለሉ መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቐርብ ዕንቅፋት ምዃኑ ከምዝቐፀለሉ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህዝቢ ትግራይ ብስሙ ካም ምንጋድ ወፃእ ጠጠው ኢለሉ ኢሉ…

ኣብ ኣጣየ ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝዓነዉ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፀ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ኔትዎርክ ንማሕበራዊ ፍትሒ ኢትዮጵያ ካናዳውያን ኣብ ኣጣየ ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝዓነዉ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣሰልፍ ደርቤ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብታ ከተማ ህወሓትን…

ሚኒስቴር መዓድን ምስ ሽዱሽተ ኩባኒያታት መውፃእቲ እምኒ ፈሓም ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ምስ ሽዱሽተ ኩባኒያታት መውፃእቲ እምኒ ፈሓም ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቶም ኩባኒያታት ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ እንትኣትዉ፥ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ተእትዎ እምኒ ፈሓም ሙሉእ ብሙሉእ ዘትርፉ ኢዮም ተባሂሉ። ሚኒስትር መኣድን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ጆ ባይደን ዝገበሩዎ ዘተ ስልኪ ኣብ ዘፈር ዲፕሎማሲ ምምሕያሻት ምህላዎም ዘርኢ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ዝገበሩዎ ዘተ ስልኪ ቅድሚ ሕዚ ዝነበረ ርክብ መንፈሱ እናተቐየረ ምዃኑ ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ልምዓት ተፋሰስን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ንፍርያትን ፍርያታውነትን ወሳኒ ግደ ዝጻት ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ተጀሚሩ። ኣብቲ ክልል ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ስራሕቲ ተፋሰስ ልምዓት 2014 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወረዳ ሴራሮ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 13 ወረዳታት…

ሕብረት ወንጌላውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዘተኣኻኸቦ 10 ሚሊየን ብር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ወንጌላውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዘተኣኻኸቦ 10 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣረኪቡ። እቲ ሕብረት ብምኽንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ካብ ኣመንቲ ዝተኣከበ 10 ሚሊየን ብር ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ነቲ ምምሕዳር ከተማ ኣረኪቡ ዘሎ፡፡…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እንግሊዝ ሮያል ሚሊታሪ ኣካዳሚ ናይ ወርቂ ጎራዴ ዝተሸለሙ ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እንግሊዝ ሮያል ሚሊታሪ ኣካዳሚ ናይ ወርቂ ጎራዴ ዝተሸለሙ ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ መብራት ተዛቲዮም። ም/ሓለቓ ሚኢቲ ለገሰ፥ ንሓደ ዓመትን ሸሞንተ ወርሒን ትምህርቶም ብምክትታል ዕዉት ውፅኢት ምምፀኦም ምስ ኢታማዡር ሹም…