ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒሰስትር ገንዘብ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዘበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ኣብ ደሴን ካልኦት ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘበፅሐ ጉድኣት ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ካብ ዝኸፋፍሉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንባዕሎም ክሕልዉ ይግባእ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካብ ዝኸፋፍሉ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንባዕሎም ብምሕላው ኣብ ህንፀት ኢትዮጵያ ትኹረት ክገብሩ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ጌዴኦ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሄረሰብ ጌዴኦ ስነስርዓት በዓል ደራሮን ህያብን ሓዱሽ ኣብ ወረዳ ቡሌ ኣብ ዝርከብ ዓቢዪ ሶንጎ ኦዳያኣ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ጠቐምቲ መልእኽታት ዝመሓላለፉሉ ኢዩ ተባሂሉ። በዓል ደራሮ ብሄረሰብ ጌዴኦ ካብ ኣረጊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመልድ ብግረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ንምህናፅ ዝሳለጡ ስራሕቲ ይሕግዝ ኣሎ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ትካል ልምዓትን እግሪ ምትካልን ኣምሓራ (ኣመልድ)ብግረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መሊሱ ንምህናፅ ዝሳለጡ ስራሕቲ እናሓገዘ ምዃኑ ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ እቲ ትካልን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። መበል 12…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይዚ ክፍለ ዘበን ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣፍሪካ ካብ ኢኮኖሚ ፅግዕተኝነት ናፃ ናይ ምውፃእ ቃልሲ እዩ – ኣማኻሪ ባንኪ ዓለም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ መበል 21 ክፍለ ዘበን ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣፍሪካ ካብ ኢኮኖሚ ፅግዕተኝነት ናፃ ናይ ምውፃእ ቃልሲ እዩ” ክብሉ ኣማኻሪ ባንኪ ዓለምን ኣብ ካውንስል ኣትላንቲክ ማዕኸን መፅናዕትን ምርምርን ተመራማሪ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣይተ ገብርኤል ንጋቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ዝራእቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ይጉብንዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወንጂ ዝራእቲ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ይግብሩ ኣለዉ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣይተ ጌቱ ገመቹ፥ ኣብቲ ዑደት ንዝተሳተፉ ዳያስፖራታት ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ኣቮካዶ፣ ፓፓያን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ጎንፂታት ናይ ምገፍታሕን ምህዳእን ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጎንፂታት ንፍታሕ፣ ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ምፅራይ፣ ፍትሒ ስግግር ንመሃብ፣ ሓድነት ህዝቢ ንምጥንኻርን ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣርን ዘኽእል ቅድመ ምድላው እናሰርሐ ከምዝፀንሐ ገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ሕብረት ልዕሊ ብር 2 ነጥብ 8 ቢሊየን ፈስስ ብምግባር ዝሃነፆ ህብር ታወር ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕብረት ልዕሊ ብር 2 ነጥብ 8 ቢሊየን ፈስስ ብምግባር ዝሃነፆ ዋና ቤት መስርሕ ህንፃ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መርሃ ግብሪ ምረቓ ህንፃ እቲ ባንኪ ብዕሊ መሪቐን። ካብ ዝጣየሽ 23 ዓመታት ዘቑፀረ ባንኪ ሕብረት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያንን ኣብያተ ክርስቲያናት ክፍለ ከተማ ቦሌን ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይረን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያን ኣብያተ ክርስቲያናት ክፍለ ከተማ ቦሌን ብኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝተኣከበ 15 ሚሊየን ብር ድጋፍ ንምምሕዳር እቲ ክፍለ ከተማ ኣረኪቦም። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝርከቡ ወገናት፤ ኣብያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉራጌ ንተመዛበልቲ ወገናት መስርሒ ገዛ ዝኸውን ልዕሊ 45 መኪና ዕንፀይቲ ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ወረዳን ከተማን ንተመዛበልቲ ወገናት ወረዳ ምብራቕ መስቃን ማረቆን ንመስርሒ ገዛ ዝኸውን ልዕሊ 45 መኪና ዕንፅይቲ ድጋፍ ተገይሩ። እቲ ዝተገበረ ድጋፍ ኣብ መንጎ ሕብረተሰብ ወረዳ ምብራቕ መስቃን ማረቆን…