Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ንዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተጣየሸ ግበረ ሓይሊ ሚኒስተራት ንዓበይቲ ኮሚቴታት መርሃ ግብሪ ተግባር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተጣየሸ ግበረ ሓይሊ ሚኒስተራት ንዓበይቲ ኮሚቴታት ረቂቕ ተግባር ዝርዝር መርሃ ግብሪ ከምዘፅደቐ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግበረ ሓይሊ ሚኒስቴራት ዶክተር ታደሰ ካሳ  ገሊፆም።ፈተት…

ኣካል ወፍሪ ምእታው ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶትን እንግዶት ድራርን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣካል ወፍሪ ምእታው ናብ ሃገር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶትን እንግዶት ድራርን ትማሊ ምሸት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ሃገሮም ተቐቢሎም ንዝመፅኡ ዳያስፖራታት ምስጋና ዘቕረቡ እንትኾኑ፥ ሃገሮም…

ስርዓት ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ብምዝማን ዘይሕጋውነት ምክልኻል ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስርዓት ምሕደራ ኣባይቲ ከተማ ዘገልግል ሶፍትዌር ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን  ለከተማ ቤቶች አስተዳደር ስርዓት የሚያገለግል ሶፍት ዌር በከተማና መሰረተ ልማትን ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ኣባይቲን ለሚዒ ብዕሊ ስራሕ ናይ ምጅማር መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።…

ባዛርን ኤግዚቪሽንን “ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቻሬ ሜዳ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዛርን ኤግዚቪሽንን “ናይ ኢትዮጵያ የዓድጉ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቻሬ ሜዳ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚቪሽንን ባዛርን፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ብዕሊ ኣጀሚሮምዎ። ቢሮ ልምዓት ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪን…

ኣብ እዋን ጎንፂ ዝተፈፀሙ ገበናትን ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላትን ብስግግር ፍትሒ እንተይተረፈ ምርኣይ ይግባእ – መኣዛ ኣሸናፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ጎንፂ ዝተፈፀሙ ገበናትን ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላትን ካብ ስሩዕ ስርዓት ፍትሒ ሓሊፉ ብስግግር ፍትሒ እንተይተረፈ ብምርኣይ ስርዓት ፍትሒ ንምርግጋእ ምስራሕ ወሳኒ ከምዝኾነ ፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መኣዛ ኣሸናፉ ገሊፀን። ስርዓት…

በዓል ጥምቀት ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ብድምቀት ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ከጋጥሙ ዝኽእሉ…

ከቢድ ገበን ምቕታል ሰብ ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብሞትን ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፅዑ ተበይኑሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ምቕታል ሰብ ዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ብሞትን ዕድመ ይፍታሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፅዑ ተበይኑሎም። እቲ መቕፃዕቲ ዝተመሓላለፈ ኣብ ልዕሊ 1ይ ተኸሳሲ ሃብታሙ /ጊታር/ እንዳላማው፣ 2ይ ተኸሳሲ ምስጋናው /ጉቸ/ ደርሶ፣ 3ይ ተኸሳሲ ሃብቱ /ማስተር/…

ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዝተገብረ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ድጋፍ ልዕሊ 72 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዝተገብረ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ድጋፍ ልዕሊ 72 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ። ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፍጹም ኣረጋ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገጾም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ "ኮቪድ-19፣ በረድ ይኹን ቁሪ፤ ወገናት ንምድጋፍ…

ክልል ሃረሪ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ክልል ሶማሌ ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን እቲ ክልል ዘካተተ ልኡሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ…

ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ ዘለዋ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ስራሕቲ ፅገና ጉድኣት ዝበፅሖም መስመራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ እተን ከተማታት ካብ 10 ሰዓት ጀሚረን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝሓበሮ…