Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሰገን መንእሰይ ኢክራም መንበሪ ገዛን ሓደ ሚሊየን ብርን ሓገዝ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ምድፋር ጥቕዓት ዝበፅ ኢክራም ያሲን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ኣይተ በላይነህ ክንዴ ድማ ብር ሓደ ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም። ካብዚ ብተወሳኺ ኣቡኡ ብኲናት ንዝተሰወኦ ህፃን ቢኒያም ጌታቸው ሞረዳ…

ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ዘጠናኽር ሲምፖዚየም ቤጂንግ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ዘጠናኽር ሲምፖዚየም ቤጂንግ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ተኻይዱ። እቲ ሲምፖዚየም ኣብ ቻይና ምስ ዝርከቡ ጉጅለ ኣምባሳደራት ኣፍሪካን ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ። ኣፍሪካን ቻይናን…

ዳያስፖራ ናብ ሃገሩ ምምፃእ እንተየድለዮ ኣብ ሃገሩ መዋእለ ንዋይ ንኸፍስስ ምቹው ኣሰራርሓታት ክዝርግሑ ኢዮም – እቲ ቤት ምኽሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንስ ዝመፅ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብሓባር ንምስራሕ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ነባርን ናይ ሕዚን ኣመራርሓታት፣ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ግርማ ሰይፉን…

በዓል ከተራ ሎሚ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባዓል ከተራ ሎሚ ብመላእ ተኽተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ክኽበር እዩ። ኣብ መላእ ኣዛ ሃገር ታቦታት ካብ ደብርታቶም ወፂኦም ብካህናት፣ ብዲያቆናትን ብምእመናትን ተዓጂቡ ናብ ባሕሪ ጥምቀት ክወርድ እዩ። ታቦታት ናብ…

በዓል ጥምቀት ድሙቕ መርኣያ ኢትዮጵዊነት፤ ፍልፍል ድምቐትን ኩርዓት ሃገርን ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዓለም ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ካብ ዝተመዝገቡ ድሙቕ መርኣያ ሃብቲ ኢትዮጵዊነትን፣ ፍልፍል ድምቐትን ኩርዓት ሃገርን ካብ ዝኮኑ በዓላት  ሓደ ከምዝኾነ  ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ንመላእ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብግምባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም በዓል ጥምቀት ክእለት ጥራሕ ዘይኮነስ ትሕትና እውን ምርኣይ ከምዝግባእ ዘምህር ከምዝኾነ ገሊፆም።…

ተሳተፍቲ በዓል ጥምቀት እቲ በዓል እንተኽብሩ ርሕቐቶም ብምሕላው ካብ ምንኽኻእ ብምቑጣብ ክኸውን ከምዝግባእ መተሓሳሰቡ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ በዓል ከተራን ጥምቀት እቲ በዓል እንተኽብሩ ርሕቐቶም ብምሕላው፣ ካብ ምንኽኻእ ብምቑጣብ፣ ብተደጋጋሚ ኢዶም ብምሕፃብን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምጥቃምን ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና…

ኣብ ዘፈር ድሕንነት ሳይበር ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን “ተሳትፎ ዳያስፖራ ኣብ ድሕንነት ሳይበር ሃገርና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ዘፈር ድሕንነት ሳይበር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ጉዳይ ድሕንነነት ሳይበርንሓደ ትካል ጥራሕ…

ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ሓይሊታት ፀፅታን ተመዛበልቲ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ 8 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ተመዛበልቲ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ 8 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ገይሮም። ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒሰስቴር ባህሊን ስፖርትን ብሓባር ብምዃን 5 ሚሊየንን 300 ሺሕን ብር ኣብ…

ኣብ እዋን በዓል ጥምቀት ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ጥንቃቐ ንኽግበር ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምስ ምኽባር በዓል ጥምቀት ተተሓሒዙ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ከየጋጥም ጥንቃቐ ምግባር ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ምስ ምኽባር እቲ በዓል ተተሓሒዙ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዘምዕርጉ ተኸተልቲ እቲ እምነት ሓደጋታት…