Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታሌዳሞ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት…

በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ኣለዎ – ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ጎንደር ምኽባር ፍሉይ ሓጎስን ስምዒትን ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ገሊፆም። ጎንደርዘለዋ ባህሊን ሓድጊን ብዝግባእ እንተጠቒማ ኣብ ዓውዲ ሪዝም ልዑል ግደ ክትፃወት ከምትኽእል እቶም ርእሰ መምሕዳር…

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ጃን ሜዳ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ፣ ጎንደር፣ ሻሸመኔ፣ ባህርዳር፣ ሆሳእና፣ ደብረ ብርሃን፣ ነቀምቴ፣ ምንጃር፣…

በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ። ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝተጠመቐሉ ዕለት ብምሕሳብ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝኽበር በዓል ጥምቀት፥ ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ…

በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። በዓል ጥምቀት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ናይ ኩለን ኣድባራት ታቦታት ካብ ድሮ እቲ በዓል ጀሚረን ናብ ዝተሰናድኡ ባሕረ ጥምቀታት ብምኻድ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካ ካብ ወትሩ ብዝለዓለ ኣገልግሎት ምትእንጋድ የድሊ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሚኒስትራት ቅድመ ምድላው ብምድሃብ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ምድላው ዝተሳተፉሉ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ቅድመ ምድላው ዝተዳለወ…

ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት /ከተራ/ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት /ከተራ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምፍናው ታቦት ንምዕም ተኸተልቲ እቲ እምነት ከካብ ኣድባራት ዝመፅ ታቦታት ዓጂቦም ናብ…

ኣብ ከተማ ጎንደር ብልዕሊ 540 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ብልዕሊ 540 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሰርሑ ፕሮጀክታ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ተመሪቖም። ክልተ በዓል ኮኾብ ሆቴላት፣ ፋብሪካታት ማይን ጁስን ከምዝተመረቑ ተቐዳሚ ምክትል…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን መንግስታትን ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን መንግስታትን ንበዓል ጥምቀት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብመሰረት እዚ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዘመሓላለፉዎ መንእኽቲ እንኳዕ…

ኣብ ከተማ ጎንደር ዓቢዪ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዓቢዩ ዓውደ ምርኢት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ህንፃ ራስ ጎንደር ተኸፊቱ፡፡ ኣብቲ ዓውደ ምርኢት ልዕሊ 150 ዓመታት ኣብ ስደት ዝፀንሐ ቁናኖ ሃፀይ ቴዎድሮስን ካልኦት 21 ሓድጊታትን…