ክልል ደቡብ ንክልል ሶማሌ15 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንክልል ሶማሌ15 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይሩ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ እቲ ሓገዝ ዘጋጠመ ድርቂ ካብ እንስሳት ሓሊፉ ንሰብ እውን እናጎድአ ስለዝኾነን ብሓሳብ ይኹን…