Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተለዓሉ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ መጥቃዕቲ ምብፀሖም ኮሚሸን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተለዓሉ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ዶብ ሰጊሮም መጥቃዕቲ ምብፀሖም ኮሚሸን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣቡላ ኡቦንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ክልል ጋምቤላ እዋኑ…

ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ። ትማሊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ዝተሳተፉሉ ሰሚናር ተኻይዱ። እቲ ሰሚናር በቐንዱ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ፈረንጂ ዓመት ዝተኻየደ ፎረም ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ…

ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ኣውሮፕላን ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ሲ 919 ዝተብሃላ ኣውሮፕላናት መገዲ ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ከምተቕርብ ኣፍሊጣ። ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ መቐመጢኡ ሻንጋይ ናይ ዝገበረ ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላን ቻይና ው…

ውሳነታት ራብዓይ ቤት ምኽሪ ሚነሲትራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኅሪ ሚኒትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ብቀዳምነት ዝተዛተየ ኣወዳድባ፣…

ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻል እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻል ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሕርሻን ብሓባር እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ን6ይ ግዘ፤ ብብርኪ ሃገር ድማ ን4ይ ግዘ ዝኽበር ናይ ሎሚ ዘበን በዓል መዓልቲ ጥዕና (One Health Day)…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ፌስቲቫል ባህሊ ካብ ዝቕፅል ሰንበት ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል ሰንበት ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕን 300 ሺሕ ሰባት ክሳተፉሉ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን ፌስቲቫል ባህሊ ክካየድ ኢዩ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ መበል 13…

ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ እቲ ግድብ…

መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኢትዮጵያ ሰላም ኣይኮነትን ዝብል ሓሳብ ፀላኢ ካብ መሰረቱ ዝነቅል ኢዩ –…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኢትዮጵያ ሰላም ኣይኮነትን ዝብል ሓሳብ ፀላኢ ካብ መሰረቱ ዝነቅል ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።…

በዓል ጥምቀት ኣብ ሃገርና ብድሙቕ ምኽባሩ ግጉያት ፀብፃባት ገለ መራኸብቲ ሓፋሽ ምዕራባውያን ዘቃለዐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ሃገርና ብድሙቕ ምኽባሩ ግጉያት ፀብፃባት ገለ መራኸብቲ ሓፋሽ ምዕራባውያን ዘጋልፅን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ብዝግባእ ዘርኣየ እዩ ክብሉ በዓል ጥምቀት ኣብ ኢራንቡቲ ዘኽበሩ ዳያስፖራታት ተዛሪቦም። ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ንንውሕ ዝበሉ…

ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ዝፍፀሙ ስርቂታት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናሕደሩ ይርከቡ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ዝፍፀሙ ስርቂታት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናሕደሩ ከምዝርከቡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ሕጊ እቲ ኣገልግሎት ኣይ ኣበበ ተስፋይ፥ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ…