Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ካብ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዘ ዝነበረ ኣብቶቡስ መመላለሲ ህዝቢ ተገልቢጡ ክሳብ ሕዚ 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዘ ዝነበረ ኣብቶቡስ መመላለሲ ህዝቢ ተገልቢጡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክሳብ ሕዚ 20 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ፖሊስ ትራፊክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ ዘሎ ካብ ዓምደወርቅ ውፅእ ኢሉ ኣቦ መገንፀሊ መገዲ…

ምስ ኣቕራቢ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዱባይ “ዲፒ ወርልድ” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና – ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ “ዲፒ ወርልድ” ሱልጣን ኣህመድ ቢን ሱላዬም ኣብ ዱባይ ተራኺበን ዕዉት ልዝብ ከመዝገበራ ገሊፀን። እቲን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ኣብ ዝፀሓፈኦ መልእኽቲ፥…

ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፋንቱ ተስፋዬ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ዞባ ቦሮና ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝነብሩ ሰበኽ ሳግም መንግስቲን ህዝቢን ተወሳኺ ሓገዝ ንኽገብሩሎም ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦሮና ዘጋጠመ ድርቂ ካብ እንስሳት ብተወሳኺ ኣብ ህይወት ሰባት ሓደጋ ከምዘንፀታለለወ ሰበኽ ሳግም እቲ ከባቢ ገሊፆም። ዝተገበረሎም ሓገዝ ብመንፅር ስፍሓት እቲ ፀገም እኹል ከምዘይኮነን መንግስቲን ህዝቢን ተወሳኺ ሓገዝ ንኽገብሩሎምን ፃውዒት…

ኣብ ክልል ደቡብ ብልዕሊ 3 ቢልዮን ብር ወፃኢ ዝተፈላለዩ ህንፀት ፕሮጀክታት ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብልዕሊ 3 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝተፈላለዩ ካፒታል ህንፀት ፕሮጀክታት ይካየድ ምህላዉ ቢሮ ፕላንን ልምዓትን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ኣብያተ ዕዮ በዓል ዋና ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብ ኣፈፃፅማ ህንፀት ፕሮጀክትታት ከምኡ እውን…

ንዘመትቲ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ዘመትቲ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ፥ ሰብ ሞያታት ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ኣመልኪቱ ኣብ ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺቦም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ፃውዒት #ናብሃገር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ኣባላትን ተወከልቲ ማሕበራትን ማሕረሰብ ዳያስፖራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት #ናብሃገር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ማሕበራትን ኣባላትን ማሕረሰብ ዳያስፖራ ተራኺቦም ዘቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ብዙሓት ዛዕባታት ተላዒሎም ልዝብ ተገይሩሎም። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን “እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ “እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣብ ምንቅስቓስ “ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ” ዝተፀምበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ቀረባ እዋን ቤተሰቦም ክርከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ “ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ” ዝተፀምበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ቀረባ እዋን ቤተሰቦም ከምዝርከቡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን። ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፥ እቶም ኣባላት ዳያስፖራ እቲ ጉጅለ…

ባንኪ ዓለም ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊጹ፡፡ ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዶክተር በለጠ ሞላ ኣብ ባንኪ ዓለም ብዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳን ኦስማን ዲዮን ምስ…