Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

እዚ ምብራቕ ኣብ ውግእ ዝሐሸ ውፅኢት ንዘምፅኡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣባላቱ ዕቤት መኣርግ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ኣብ ውግእ ዝሐሸ ውፅኢት ንዘምፅኡን ፃንሒት እዋኖም ዝሸፈኑን ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ዕቤት መኣርግ ሂቡ። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝኸፈቶ ኲናት ብምውጋእን ኣዋጋእቲ ብምዃንን፣ ልዕሊ ፀላኢ ልዑል ክሳራ ክበፅሖ ዝገበሩን ፃንሒት…

ኣብ ህንፀት ግድብ መስኖ ዝተዋፈሩ ተቛረፅቲ ሲሚንቶ ብቐጥታ ካብ ፋብሪካ ንኽወስዱ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀታት ግድብ መስኖ እንተይተቆራረፁን ብቕልጡፍ ንኽዛዘሙን ተቛረፅቲ ሲሚንቶ ብቐጥታ ካብ ፋብሪካ ንኽወስዱ ምስ ኣፍረይቲ ኣብ ምርድዳእ ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ። ሚኒስትር ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ቆላማ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝግበሩ ህንፀታት…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዘውፅኡ ቀረባት ምግቢን ኣፋውስን ናብ ትግራይ በፂሑ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዘውፅእ ቀረብ ምግቢን 128 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ኣፋውስን ናብ ትግራይ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቀረብ ሓገዝ እታወት ሕክምና ብዝምልከት…

ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብረርቲን ካልኦት ሰራሕተኛታት እቲ መገዲ ኣየርን ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስን ንዓማዊል ኣገልግሎት ንመሃብን ምድልዋት ከምዝኾኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። አቲ መገዲ ኣየር ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ዝተብሃለ ናይ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ኪልበቲ  ረሱ ኵናት ከምዝኸፈተ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣትዩ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዝበፅሖ ስዕረት ንምክሕሓስ ሐዚ እውን  ኣብ ዞባ ኪልበቲ  ረሱ ኵናት ከምዝኸፈተ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለፂ÷…

ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ልዕሊ 238 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተተሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርያ መንፈቕ ዓመት÷ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ 265 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ…

መንገስቲ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገስቲ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ኣብ ደቡብን ደቡብ ምብራቕን ኢትዮጵያ ሰበኽ ሳግምን ቆላማ ከባቢታትን ዘጋጠመ…

ኣብ ምብራቕ ክልል ኦሮሚያ ወለጋ ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ተዓፊኖም ዝነበሩ 6 ውልቀ ሰባት ንምልቃቕ ምንቅሳቓሳት እናተገበረ ከምዝርከብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓሙሽተ ተማሃሮን ሓደ ድማ ብስራሕቲ ንግዲ ዝመሓደር ውልቀሰብ ወሲኹ 6 ውልቀ-ሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዓፊኑ ከምዝነበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ደሕንነትን ጸፅታን ፌዴራል ኣፍሊጡ ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሻት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ፡፡…

ብኲናት ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ሓረስቶትን መሊስኻ ንምጥያሽ ትልሚ ተታሒዙ ክሰራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብኲናት ዝተጎድኡ ሰበኽ ሳግምን ሓረስቶትን መሊስኻ ንምጥያሽ ትልሚ ተታሒዙ ክሰራሕ ከምዝግባእ ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ኣታሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ጭፍራ ኣግማል፣ ኣጣል፣ መድሓኒታት እንስሳ፣…

ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልትታት ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዉድብ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ገምጋም ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ፤ ክልል መንግስቲን ስራሕቲ ህንፀትን ብምትንታን ዓበይቲ…