Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዘይሕጋዊ ታሴራ ንፀላኢ ኣሕሊፎም ንምሃብ ይንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከባቢ ከተማ ጎንደር 314 ዘይሕጋዊ መለለዪ መንነት ንፀላኢ ኣሕሊፎም ንምሃብ ብሕቡእ ይጓዓዙ ነይሮም ዝተብሃሉ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምውዓሎም ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ሓላፊ ርክብ ህዝቢ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ጎንደር ኢንስፔክተር እየሩስ…

ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ። ትማሊ ምሸት ሓደ ሰዓት ጋምቢያ ምስ ጊኒ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ብብሕታዊት ሽቶ ሙሳ ባሮ 1 ን 0 ብምስዓር ኢያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣገልግሎት መሬት ተንከፍ ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግዚኡ ተኣጊዱ ዝነበረ  መሬት ተንከፍ ኣገልግሎት ከምዝተለዓለ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ እግድ ስለዝተለዓለ እቲ ኣገልግሎት ካብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ በቢክፍለከተምኡ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ካብ…

ድርቂ ብዘላቕነት ንምክልኻል ዝጀመርናዮም ፕሮጀክት ህንፀት ኣናእሽተይ ግድባት ክነቀላጥፎ ኢና – ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድርቂ ከየጋጥም ብዘላቕነት ንምክልኻል ኣብ ቆላማ ከባቢታት ምኽዛን ማይን ኣጠቓቕማን ንምምሕያሽ ዝጀመርናዮም ፕሮጀክት ህንፀት ኣናእሽተይ ግድባት ክነቀላጥፎ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…

ህወሓት ብወገን ክልል ዓፋር ብምኽንያት ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ሓገዝ ፅዒነን እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ንደሓር ክምለሳ ተገዲደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ክልል ዓፋር ብምኽንያት ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ሓገዝ ፅዒነን እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ንደሓር ንኽምለሳ ከምዝተደዳ ተገሊፁ። ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ህወሓት…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ተረኺበን ሪአንኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ኣሰር ንዘዕረፈ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንብሪ ገዝኡ ተረኺበን ጎብኒየንኦ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኦሮሞ…

ሃገር ለኸ መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 ሃገር ለኸ መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ። “ልምዓት ሰበኽ ሳግም ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 18 መዓልቲ ሰበኽ ሳግም፥ ተቓላዕነት ድርቂ ሰበኽ ሳፈግም ብሓባር…

ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ኣጣዬ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ኣጣዬ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ። ሌሊት ካብ ወልዲያ ናብ ኣዲስ ኣበባ 22 ሰባት ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ሚኒባስ ኣብ ከተማ ኣጣዬ እንትትበፅሕ ኣብቲ ቦታ ጠጠው ኢላ ምስ ዝነበረት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ንምዕዛብናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂግጂጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ…

ልዑል ገንዘብ ታክስ ንኽተርፍ ብምግባር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ብላዕ እናተቐበሉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር እቶት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ሚኒስቴር እቶት ክፍፀሙ ዝነበሩ ገበን ግዕዝይና ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ዛሪቦም። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ናይ ሕሶት ደረሰይ ጥራሕ እናሸጡ ሃፍቲ ሃገር ናብ ጅበኦም ናእተዉ ዝነበሩ 63 ትካላት…