Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኢትዮጵያ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ለበዳ ሕማም ከይኽት ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ለበዳ ሕማም ከይኽት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ድርቂ ብዘስዐቦ ሕፅት ምግቢን ማይን ከምኡ እውን ብምኽንያት ለውጢ ንብረት ኣየር ለበዳ ናይ ምውላዕ ዕድሉ ሰፊሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዞባ ጉጂ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዞባ ጉጂ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት…

ቤት ምኽ ሚኒስትራት ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ግዘ ተፈፃምነቱ ንኸሓፅር ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 2ይ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉኣላውነትን ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014 ተራፊ ኣብ ዝኾነሉ ውሳነ ሓሳብ ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።…

ኣብ ምምሕያሽ ኣሰራርሓታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘድሃበ ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎ ኣሰራርሓ ንምምሕያሽ ዝዓለም ዑደት ተኻይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶከክተር በለጠ ሞላን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሳንዶካን ደበበን ምንቅስቓስ ስራሕቲ ኣይ ሲ ቲ ተዓዚቦም፡፡…

ጉድኣት ዝበፅሖም ከባብታት ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን መሊስካ ብምጥያሽ ዝተባብዑ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ተባሂሉ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ርክባት ወፃኢን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሰላምን  ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ከባብታት ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን መሊስካ ብምጥያሽ ኣተባባዕቲ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ። ብኣምባሳደር ዶክተር…

ቦርድ መረፃ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ዝምረሐሉ መምርሒ ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ እቲ ናይ ዘተ ሰነድ መምርሒ፥ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሕድሕዶም ዝገብሩዎ ዘተ ብኸመይ ምክያድ ከምዘለዎ ዝውስን ከምዝኾነ…

ኢትዮጵያውያን ብሓደ ኮይኖም ዝጀመርዎ ዲፕሎማሲያዊ ቃልሲ ከጠናኽርዎ ይግባእ – ሴናተር ኣሜሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ምስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ (ስናተር) ግዝኣት ናቫዳ ካትሪን ማሳቶን ኣባል ቤት ምኽሪ ኮሎራዶ ጀይሰን ክሮውንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘትዮም። ሴናተር ካትሪን ማሳቶ ኣብ ዘተኦም÷ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብትኹረት…

ኣፈፃፅማ ንግዲ ወፃኢ ዘፈር ሕርሻ 109 ሚኢታዊ ትልሚ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ዘፈር ንግዲ ወፃኢ ሕርሻ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እዚ ኣፈፃፅማ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 109 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ምስ ኣፈፃፅማ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ…

ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ተፀምቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፈን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ሓደ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንኬፕ ቬርዴ 2 ን 0 ብምስዓር ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ…

ኣብ ክልላት ሶማሌን ሮሚያን ዘጋጠመ ድርቂ ንምክልኻል ዝተዋደደ ፃዕሪ የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሶማሌን ሮሚያን ዘጋጠመ ድርቂ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንምክልኻል ዝተዋደደ ፃዕሪ ከምዘድሊ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…