Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ክልል ሃረሪ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረሪ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። መንግስቲ እቲ ክልል ንክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ሓገዝ፥ 5 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 2 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ኢዩ፡፡ እቲ ሓገዝ ሓላፊ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕ ማሕበራት ሕበረት ስራሕን ዩኒየናትን ዘረፋን ዕንወትን ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ 3 ሺሕን 228 ማሕበራት ሕበረት ስራሕን ዩኒየናትን ዘረፋን ዕንወትን ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሃፍቲን ንብረትን ህዝቢ ብዘብፀሖ…

ኣብ ከተማ ባቢሌ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ባቢሌ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኮትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ገሊፁ። መተሓባበበሪ ዲቪዥን ሚዲያን ኮሙዩኒኬሽንን ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጐሹ ብፍላይ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊራ ፀገማታ ብባዕላ ፈቲሓ ንቕድሚ ዝቐፀለት ምዃኑ ነርእየሉ ኢዩ – ኣገልግሎት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊራ ፀገማታ ብባዕላ ፈቲሓ ንቕድሚ ዝቐፀለት ምዃና ተሪአሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ…

ኣብ ዘፈር መዓድን ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር መዓድን ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ኣብ ምፍጣር ብምትኳር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኢንዱስትሪን ንምትእስሳር ሚኒሰስቴር መዓድን ዘሰናደኦ መድረኽ…

መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት እናዘተየ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን27 ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን27 ኣምባሳደራት ሽመት ምሃበን ቤት ፅሕፈት ከምዝሓበሮ እተን ፕሬዝዳንት ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ተፈራ ደርበው፣ ኣይተ ደሴ ዳልኬ ፣ ዶክተር ስለሺ በቀለ ፣ ጀነራል…

ኣብ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክልል ኦሮሚያ ኩሉ ግዘ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ኣብ ቢሮኦም ብምርካብ ሕቶ ህዝቢ ንኽኽፈትሑ ውሳነ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ኩሉ ግዘ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ኣብ ቢሮኦም ብምርካብ ሕቶ ህዝቢ ከዳምፁን ትፅቢት ዝግበረሎም ኣገልግሎት ብግቡእ ንኽህቡን ውሳነ ምሕላፉ ተገሊፁ። እቲ ክልላዊ መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ መንግስቲ ስውድን ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣብ ምህናፅ ሓገዝ ንኅገብር ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃ ኑ ነጋ መንግስቲ ስውድን ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣብ ምህናፅ ሓገዝ ንኽገብር ፀዊዖም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ኣብ ህንፀት ዝዓነዊ ኣቢያተ ትምህርቲ  ኣድሂቦም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምብሓዱሽ ካብ ዝወረሮም ከባቢታት ብህፁፅ ንኽወፅእ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምብሓዱሽ ካብ ዝወረሮም ከባቢታት ብህፁፅ ንኽወፅእን ኣብቲ ቀጠና ዝኸፈቶ ኲናት ጠጠው ንኸብልን ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ግብረ ራዕዲ…