Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዩኒቨርስቲ ወራቤ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ንዩኒቨርስቲ ወልዲያ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ወልዲያ ስራሕ ንምጅማር ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሞንጎ ዝገበሮም ሓገዛት ኮምፒዩተራት፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት፣…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን 680 ሺሕን 120  ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ብጥምረት ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ብሚኒስትር ገንዘብ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራትን ኣተሓሕዛ ዜጋታትን ከምኡ እውን ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ብዝምልከት ከምዝዝቲ…

መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰልም ንኽዛዘም ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምድላው ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲን መበል 40 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሚኒትራትን ሕብረት ኣፍሪካ ብሰልም ንኽዛዘም ምድላው ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ከምዝኣተወ ገሊፁ። ብኣተሓባባርነት ፖሊስ ፌዴራል ዝምራሕ፤ ሪፐብሊካን ጋርድ፣…

ሽመት ኣምባሳደራት ሙያዊ ብቕዓትን ሃገራዊ ለውጢን መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትማሊ ንኣምባሳደራት ዝተውሃበ ሽመት ሙያዊ ብቕዓት እቶም ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም…

ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓ ካብ ዝዓነዉ 87 ኢንዱስትሪታት እቶም 27 ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓ ካብ ሞንጎ ዝዓነዉ 87 ኢንዱስትሪታት እቶም 27 ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ክልል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን…

ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ዝተዋፈሩ ማሕበራት ኣፍልጦ ረኺቦም ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ይሕግዙ ኢም ዝተብሃሉ ማሕበራት ዘፈር ጂታል ቴክኖሎጂ ኣፍልጦ ረኺቦም ናብ ስራሕ ኣቲዮም። ብሓገዝ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተጣየሹ እቶም ማሕበራት፥ ማሕበር ፕሮግራም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ፣…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣገልግሎት ሚቲዎሮሎጂ ንምዝማን ምስ ኤምባሲ ፊንላንድ ብሓባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣገልግሎት ሚቲዎሮሎጂ ንምዝማን ምስ ኤምባሲ ፊንላንድ ብሓባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ካብ መንግስቲ ፊንላንድ ብዝተረኸበ ሓገዝ ፕሮጀክት ምልከታን ዓቕሚ ህንፀትን ሚቲዎሮሎጂ ተግባራዊ ከምዝተገበረ እውን እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።…

ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ህዝቢ ዝጥቀመሎም ትካላት ጥዕና ከምዝዓነዉ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉጅለ ግበረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዘካየዶ ወራር ን14 ወረዳታታት ዘካለለ ጥቅዓትን ጉድኣትን ከምዘብፀሐ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣብቲ ክልል ክሳብ ሐዚ 52 ኬላታት ጥዕና፣ 21 ጣብያታትን ጥዕናን 1 ሆስፒታልን ሙሉእ ንሙሉእ ዝዓነወ…

ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ሙሉእ ብሙሉእ ኣጊዱ ኢዩ – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ዓፋር ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ሰባት ከምዝተመዛበሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት በዓል ሙሉእ ልኡኽ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ዝፈፀመሎም ከባቢታት…