Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ብርኩ ጉድኣት ትካላት ብምፅናዕን ሓገዝ ወሃብቲ ኣካላትን ብምጥንኻር ስራሕቲ…

ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሐ ስብራትን ዕንወት ንብረትን ንምፅጋን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምሽብሻብ የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሐ ስብራትን ዕንወት ንብረትን ንምፅጋን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምሽብሻብ ከምዘድሊ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሚኒስቴር እቶት፥ “ኣገልጋላይነት መግለፂና ኢዩ” ብዝብል መሪሕ…

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን35 ፅጉማት ኣዴታት መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ገንዘብ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ፌደርኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝነብራሉ ከባቢ ኣብ ፀገም ንዝነበሩ 35 ኣዴታት መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣፍሊጡ። ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝነብራሉ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ኣብ ፀገም ንዝርከባ ደቂ…

ሞት ኣዴታት ምንካይን ምጥፋእን ኩለመዳያዊ ፀገማት ምፍታሕ ማለት እዩ ክብሉ ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ገሊፆም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 16 ግዘ ኣብ ዝኽበር ብሄራዊ ወርሒ ኣዴታት “ብምኽንያት ድሕሪ ወሊድ ብሰንኪ ምፍሳስ ደም ዝፍጠር ሞት ኣዴታት ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ንከላኸል“ ብዝብል ጭርሖ ኣብ ከተማ ደሴ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስትር ጥዕና…

ኣብ ከተማ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣኽሱማዊት እምባየ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኒዮርክ ማንሃተን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ደቂኣንስትዮ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ1500 ሜትሮ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ተዓወትቲ ኮይነን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣኽሱማዊት እምባየ 1ይ፣ ሂሩት መሸሻ 2ይን ፍሬወይኒ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ከተማ ኣቡዳቢ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብ ከተማ ኣቡዳቢ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣቡዳቢ እንትበፅሑ፥ ዘውዳዊ ልኡልን ምክትል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ሕቡራት ኢሚረታት ዓረብን ሞሃመድ ቢን…

ሚኒስቴር አቶት መርሃ ግብሪ ሽልማትን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ 171 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ድማ እቲ ሚኒስቴር ”ኣገልጋላይ ምዃን መግለፂና ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ሽልማትን ኢዩ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ…

ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምጥያሽ መውፃእቲ ሕጊን ኣሰራርሓን ብምትኳር ልዝብ ዝግበር እንትኸውን፥ ከይዲ ኣወፃፅኣ ሕጊን ማንዋል ምድላው ረቂቕ ሕጊን ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ…

ብ550 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ስራሕቲ ትግበራ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ብ550 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ካልኣይ ምዕራፍ ስራሕቲ ትግበራ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ይካየድ ኣሎ። እቲ ፕሮጀክት “ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ንኩለመዳይ ለውጢ ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዕሊ ተጀሚሩ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ተደላይቲ መባጽሕቲ ኩባኒያታት መውፃእቲ መዓድን ዓለም ናይ ምዃን ዓቕሚ ከምዘለዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ውሽጢ ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪ መውፃእቲ መዓድን ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ተደላይት መባጽሕቲ ኢንቨስትመንት ናይ ምዃን ዓቕሚ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ማይን ዝተብሃለ ኣብቲ ዓውዲ ሓበሬታታት ዘውፅእ መርበብ ሓበሬታ፥ ኢትዮጵያ ልዑል ክዙን…