Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ከምዝገለፁዎ÷…

ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር። ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም…

ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሑዱ 160 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ብኣማኢት ዝቑፀሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ 5 ነጥቢ 6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ…

ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ…

ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።…

ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል-ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል ክብል ኢጋድ ገሊፁ። እቲ ትካል ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ንምጉልባት ተሳትፎ ደቂ ኣኒስትዮን የኽአል ኢዩ ዝበሎ ፈተነ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ።…

ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ።…

ሓወልቲ ሌ/ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ተመሪቑ። ነቲ ሓውልቲን ቤት ትምህርቲን መሪቐን ዝኸፈተኦ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ትሩፋት ሌማት ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ምፍላጥ ትሩፋት ሌማት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሆለታ ተረኺቦም ዘፋለጡዎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢም። ኣብቲ…