Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ባንኪ ኦሮሚያን ግሎባል ኣሊያንስን ብድርቂ ንዝተሃሰዩ 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኦሮሚያን ግሎባል ኣሊያንስን ብድርቂ ንዝተሃሰዩ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ምግብን ናውቲን ገይሮም። እቲ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ቦረናን ጉጂን ከምኡውን ኣብ ክልለ ሱማሌ ብዘጋጠመ ደርቂ ንልዑል ጉድኣት ንዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ኦስማን ጄራንዴ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…

ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ንከባቢያዊ ለውጢ ኣየር ምቅላስ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ንከባቢያዊ ለውጢ ኣየር ምቅላስ ከምዘድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዘካተተ ጉጅለ…

ንኣባላት እዝ ሰሜን ምዕራብ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሜዳልያን መዓርግን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣26 ጥሪ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት እዝ ሰሜን ምዕራብ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሜዳልያን መዓርግን ኣብ ኹሞራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀነራል ኣበባው ታደሰን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ከምዝተረኸቡ ኢፕድ ፀብፂቡ። እዋናዊ…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብከይዲ ሙግት ገበን 4 ሺሕን 630 ክሲ ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣26 ጥሪ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብከይዲ ሙግት ገበን ተኸሰስቲን ምስክራትን ብዘይምቕራብ ምኽኒያት 4 ሺሕን 630 መዛግብቲ ክሲ ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋረሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቡ። ክሶም…

ሓድጊታት ኢትዮጵያ ንምሕላውን ዓቕሚ ሰብ ሞያ ሓድጊ ንምህናፅን ዝሕግዝ ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳሳይ፣ ስፔን፣ ፖርቹጋልን ሞናኮን ዝኾኑ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ሓወልቲታትን ታሪኻዊ ቦታታትን (ICOMOS) ቴሬሳ ፓትሪሲዮ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዘካየዱ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሓዳሪ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ያቤሎ ኢፋ ቦሩ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሓዳሪ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ያቤሎ ኢፋ ቦሩ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዘሎ ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ሎሚ መዓልቲ ናብቲ ከባቢ ምኻዶም ይፍለጥ። ብኣልኣዛር ታደለ…

ኣብ ከተማ ደሴ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ኖታት ብርን ዘይሕጋዊ ጠያይቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ማእኸል ዕዳጋ ኣራዳ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ኖታት ብርን ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥን ብሬንን ከምኡ እውን 8 ካዝናታት ከምዝተትሓዙ ዋና ጣቢያ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምክልኻል ገበን እቲ ጣቢያ ሓጋዚ ኢንስፔክተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቦሮና ኣቲዮም። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢትዮጵያ ካብ ዝተወሰና ሃገራት ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለምን ዝተወሰና ሃገራትን ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…