Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣለዉ። ፕሬዚዳንት ፋርማጆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴን፣ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ…

ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 80 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 80 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ፌዴሪኢ ምስ ቤት ዕዮ ኢሚግሬሽን ሊባኖስ ብምዝርራብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ኣብ ሊባኖስ እናነበሩ ዝነበሩ…

ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ንፅበ – ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእሉን ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንምዕሳል ዘኽእሉ ውሳነታት ትፅቢት ከምዝገብሩ ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። እቶም ተሳተፍቲ፥…

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ንጉባኤ እቲ ሕብረት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ፕሬዚዳንት ሞውሪታኒያ መሓመድ ኡልድ ኤልጋዝዋኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣለዉ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ብምስዓር ናብ ፍጻመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ብፍፁም ቅላዕ 3 ን 1 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ሓሊፋ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓትን ተወሳኺ ሰዓትን ባዶ ንባዶ ማዕረ ዝተዛዘመ…

ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣብ መበል 35 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣ ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ልምዓት የሳልጥ” ብዝበል መሪሕ ቃል ዕለተ…

ትማሊ ዝጀመረ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዝጀመረ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ። ብብርኪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ይካየድ ምስ ዘሎ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ክልቲኣዊ ዘተ ይፍፀሙ ከምዘለዉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…

ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህዋሓት ኢዳ ብጥይት ተወቒዓ ዝተጎድአት ተምሃሪት መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ትወስድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህዋሓት ኢዳ ብጥይት ተወቒዓ ዝተጎድአት ተምሃሪት ቃልኪዳን ተኮላ ካብ ሕማማ እንተይደሓነት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ትወስድ ኣላ። ተምሃሪት ቃል ኪዳን ተኮላ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኮምቦልቻ ትመሃር እንትኸውን፥…

ኣብ ወረዳ ቦስት ዞባ ምብራቕ ሸዋ ዝተፈፀመ ቅትለት ስዒቡ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ቦስት ዞባ ምብራቕ ሸዋ ክልል ኦሮሚያ ዝተፈፀመ ቅትለት ስዒቡ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ግርማ ገላን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ምስቲ ዛዕባ ብዝተዛመደ…

ሚኒስር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኦስማን ሳሌህ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ  ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር…