Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀ/ሚ ኣቢይ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላምን ዕዉት ብዝኾነ ኩነታትን ንክዛዘም ኣስተዋኦ ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ሙሳ ፋኪ ማህመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ንሰላምን ልምዓትን ኣፍሪካ ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ይግባእ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህመት ገሊፆም። እቶም ኣቦ መንበር ኣብ መኽፈቲ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትን እንተዘይህሉ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብምኽኒያት ዘጋጠማ ፀገም ከም ሃገር ኣብ ሓደጋ ክንወድቕ ነይርና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ኣብ…

መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። መራሕቲ ኣባል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ንጎሆ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እናኣተዉ ፀኒሖም ኢዮም። እቲ ጉባኤ፥ “ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ ኣህጉር ኣፍሪካ ምህናፅ፣…

ብዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ኤጀንሲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ተበግሶ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ኤጀንሲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ተበግሶ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ካንሰር ንምምሕያሽ ዝተሰናደአ ኣብ ቀፅሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ኢኒሼቲቭ…

ኣብ መበል ካልኣይ ዙር እንትወሃብ ዝነበረ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምኽኒያት ፀፅታ ኣብ 2013 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ንዘይወሰዱ ተምሃሮ አንትወሃብ ዝነበረ ፈተና ብሰላም ተዛዚሙ። ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ተሓባበርቱን ብምኽኒያት ዝፈጠርዎ ፀገም ፀፅታ ኣብ 2013 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12…

ባንኪ ዓለም ንፅሬት ትካላት መሰረተ ልምዓት ዝኸውን 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ኣካል ባንኪ ዓለም ዝኾነ ብሄራዊ ፕሮጀክት ንፅሬት ትካላት መሰረተ ልምዓት ኣብ ዝቕፅሉ 18 ኣዋርሕ ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ፅሬት ንዝተዋፈሩ መሰረተ ልምዓት ትካላት ዝኸውን በጀት 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ኣፅዲቑ። እቲ ፕሮጀክት…

ኣይተ ደመቀ ካብ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ ኣቶሚክ ሓይሊ ኣቶሚክ ንልምዓት ንምጥቃም ምትሕብባርን ድጋፍን ንክገብር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ካብ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኢነርጂ ኣቶሚክ ሓይሊ ኣቶሚክ ንልምዓት ንምጥቃም ምትሕብባርን ድጋፍን ንክገብር ሓቲቶም። ኣይተ ደመቀ ምስ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ራፋኤል ማሪያኖ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሕብረተሰብ ርኢቶ ንኽህበሎም ሽም ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሕብረተሰብ ርኢቶ ንኽህበሎም ሽም ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ሎሬት ፕሮፌሰር ጥሩሰው ተፈራ ዶ/ር በድሉ ዋቅጅራ ፕ/ር ኣፈወርቅ በቀለ ስመኝ ኣይተ…

ግምቶም ልዕሊ 23 ሚሊየን ብር ዝኾኑ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ግምቶም ልዕሊ 23 ሚሊየን ብር ዝኾኑ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዋሽ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ምክልኻል ኮንትሮባንድ እቲ ቤት ጽሕፈት ኢንስፔክተር ኣለሙ ይመር ከምዝገለፁዎ፥ እቶም…