Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕንወት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዕሊ 1 ነጥቢ 644 ቢሊየን ብር ዕንወት ከምዘብፀሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን፥ እቲ…

ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ። ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ጉዳያት ኩለመዳይ ፅዕንቶ እናሕደረ ይርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ሚኒሰስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 10 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሰዱ ኣብ ሚኒሰስቴር ጥዕና ዋና ኣተሓባባሪ ግብረ ሓይሊ ኮቪድ ዶክተር መብራቱ ማሴቦ ገሊፆም። 10 ሚሊየን ዝኾ ዜጋታት ከምዝተኸተቡ ዝገለፁ እቶም መተሓባበሪ፥ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪ…

ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ኢኮኖሚ ንምምሕያሽን ናህጀሪ ዋጋ ንክረጋጋዕን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ”ዕዳጋ ሕብረት ስራሕ ንሰላምን ዝተረጋገዐ ዕዳጋን” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል ታሽዓይ ኤግዚብሽንን ባዛርን ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ…

ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ልኡክ ሰመራ ኣቲዩ

ኣዲ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ዋናፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሰመራ ኣቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ላዕለዎት…

ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብኲናት ንዝተጎድኡ ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወቀት ንዝበፅሖም ዩኒቨርሲቲታት መቅደላ ኣምባ፣ ወሎን ወልዲያን መሊስካ ንምጥያሽ ዝኸውን ኣቕሑት ቤተፈተነን…

መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 19 ውድድር ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክካየድ ኢዩ ክብል ፌዴሬሽን ባህላዊ ስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ካብ 6 ክሳብ 13 ለካቲት 2014 ዓ.ም ብ10 ዓይነታት ልዕሊ 900 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፍሉ ተሓቢሩ።…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዝተፈጠረ ድርቂ ዘድሊ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዘኽእል 327 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ውሕመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዝተፈጠረ ድርቂ ዘድሊ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቕራብ ዘኽእል 327 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘድሊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ገሊፁ። እቲ ድርቂ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኬንያ፣ ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣስታት 13 ሚሊየን ሰባት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝዓበየ ህንፃ ዝቕፅል ሰንበት ከመርቕ ኢዩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምኽባር መበል 80 ዓመት ምስረትኡን ምረቓ ዋና ቤት ዕዮኡን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። እቲ መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ…

ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ተምሃሮ ተቐቢሉ ትምህርቲ ምሃብ ከምዝጅምር ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኣበበ ግርማ ገሊፆም። ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕንወትን ዘረፋን ዝበፅሖ እቲ ዩኒቨርሲቲ ስራሕቲ መሊስካ ፅገና ብምግባር ካብ 7…