Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ኣምሪሖም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔታ ዌበር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ብናውቲ መሊስካ ንምህናፅ ሓገዝ ንምግባር ምስ ዩኒሴፍ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ብናውቲን መሊስካ ህንፀትን ሓገዝ ንምግባር ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ተስማዕሚዑ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒትር ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድን ዳይሬክተር ኢንስፔክሽንን ኣገልግሎት ሓገዝ ህፃናትን ምስ…

ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 2 ሺህ ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ሰሜን ኢትዮጰያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 2 ሺህን 160 ቶን ሰብአዊ ሓገዝ ሂቡ። ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ እቶም ዜጋታት ንዝኸፍአ ፀገም ንከይቃልዑ ዘድሊ ህፁፅ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ይመዛበሉ ንዘለዉ ዜጋታት ህፁፅ መፍትሒ የድሊ-ቀዋሚ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ይመዛበሉ ንዘለዉ ዜጋታት ህፁፅ መፍትሒ የድሊ ክብል ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ። ብዶክተር ዲማ ነገዎ ዝተመርሐ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝገበሮ ዑደት፥…

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ሶማሌ ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ…

ኢራን ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ኬይባር ሼይካን ዝተብሃለ ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሚሳኤል፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ኢራን ሜጀር ጀነራል መሓመድ ባገሪን ካልኦት ወታደራዊ መራሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ 1 ሺሕን 500…

ብኲናት ዝተሃሰያ ከተማታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብኲናት ዝተሃሰያ ከተማታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ኩነታት ምልማዕ መፅለሊ ኣባይቲ ብዝምልከት ምስ ዩ ኤን ሃቢታትን መዳርግቲ ኣካላትን ናይ ሓባር መድረኽ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣይተ ኣሻዲሊ ሓሰንን ዶክተር ይልቃል ከፋለን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፥ “ህዝቢታት ክልላት ቤኒንሻንጉልን ኣምሓራን ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ኣብ ኩለመዳይ ሓበራዊ…

ኣብ ምፅዋር ድርቂን ምምሕያሽ ዘላቒ ናብራ ሰበኽ ሳግምን ዘድሀበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ፕሮግራም ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ሰበኽ ሳግምን ምፅዋር ድርቂን ዝተሰርሑ ስራሕቲ ገምጋም ኣፈጻፅማ 6 ወርሒ ተኻይዱ። መተሓባበሪ እቲ ፕሮግራም ኣይተ ጀማል ኣሊዪ፥ ፍርያትን ፍርያታውነትን ከምኡ እውን ሜላ ኣነባብራ ሰበኽ ሳግም…