Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኩባንያ ኣዋሽ ኢንሹራንስ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 36 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኣዋሽ ኢንሹራንስ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 36 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስክር ነጋሽ ከምዝበልዎ፥ እቲ…

ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብሓባር ንምውጋእ ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ባህርዳር ዘቲዮም። ድሕሪ እቲ ዘተ ሓራዊ መግለፂ ዝሃቡ እንትኾኑ፥ ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ከምዝዘተዩ ገሊፆም። ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል…

ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ኣማኻሪ ድሕንነት ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ቱት ጋትሉክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ኣማኻሪ ድሕንነት ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ቱት ጋትሉክ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ነቢት ኣብቲ እዋን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ነቶም ኣማኻሪ ገለፃ ገይሮምሎም፡፡ ብሄራዊ ምርድዳእ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም ኣብ ኩሎም ዓውደ ግምባራት ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም ህይወቶም፣ ጉልበቶም፣ ሃብፍቶም፣ ፍልጠቶምን ግዘኦምን ብመሃብ ኣብ ኩሎም ዓውደ ግምባራት ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ስሩዕ ጉባኤ…

ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተበገሱ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ጋምቤላ ጥቕዓት ፈፂሞም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኣብ ጋምቤላ ካብ ደቡብ ሱዳን ዝተበገሱ ዕጡቓት ዓሌት ሙርሌ ዶብ ጥሒሶም ብምእታው ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዲማን ወረዳ ጎግን ጥቕዓት ከምዝፈፀሙ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ክልል ኣፍሊጡ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኡገቱ ኣዲንግ…

ትካላት “ንዑ ዝፈረሰ ትካል መፍረዪ ወለዶ መሊስና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስምምዕነት ምትእኽኻብ እቶት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ትምህርቲን ኢትዮ ቴሌኮምን መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ንምስንዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩን ኢዮም እቲ ስምምዕነት ፈሪሞምዎ፡፡ እቲ…

ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ፀረ-ሰላም ብዘብፅሑዎ መጥቃዕቲ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ፀረ-ሰላም ኣብ ልዕሊ ተሸከርከርቲ ብዘብፅሑዎ መጥቃዕቲ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀፅታን ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት…

ህንዲ ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ልውውጥ ንግዲን ብምግባር እምንቲ መሓዛ ኢትዮጵያ ኢያ – ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ልውውጥ ንግዲን ብምግባር እምንቲ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ትዝታ ሙሉጌታ ገሊፀን። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ምስ ፌዴሬሽናት ኣቢያተ ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን እታ ሃገር…

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ኣምሓራ ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ምምርሖም ምፅብፃብና ይዝከር። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሳልሳይ ዘበነ ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…