Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ዓውዲ ፀፅታ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ዓውዲ ፀፅታ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም። ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ መርሃ ግብሪ ምስጋና ኣካይዱ። እቲ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ…

መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። ፈጠርቲ ስራሕ ምስ ኢንቨስተራት ዘራኽብ ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ዝተገበረ እንትኸውን፥ መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ተገሊፁ።…

9ይ ሃገር ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲን ሰመትቲን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ቀጥታ ምትእስሳር ዕድጊት ዝፍፀመሉ 9ይ ሃገር ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ…

397 ሽጉጦች፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ  ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)397 ሽጉጦች ስራሕ ቱርኪ፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ  ጦር መሳርሒታት ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ኣፍሊጡ። ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ኣርማጨሆ ውዳበ ፀፅታ ምስ ሕብረተሰብ…

ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብሞያይ ንሃገረይ” ተባሂሉ ዝተሰየመ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ሆቴልን መሰል መስርሒ…

ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዝቐረበ ሕቶ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 3 ለካቲት 3፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ፊሊፕ ምፓንጎ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለውኡ ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዘቕረብዎ ሕቶ ፀዲቑ። ዉሳኔዉ የፀደቀዉ የታንዛኒያ ምክትል ፕሬዝዳንት ፊሊፕ ምፓንጎ ለአፍሪካ ህብረት ያቀረቡትን ጥያቄ ተከትሎ መሆኑ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ዶብ ሱዳን ምስ ካልኦት ፅንፈኛ ሓይሊታት ምትእስሳር ብምፍጣር ዝገበሮ ምንቅስቓስ ምፍሻል ተኻኢሉ – ጄነራል ጌታቸው ጉዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ዶብ ሱዳን ምስ ካልኦት ፅንፈኛ ሓይሊታት ምትእስሳር ብምፍጣር ዝገበሮ ምንቅስቓስ ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ጄነራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር እናገበሮ ዝርከብ መጥቃዕቲ…

መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት 3፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ጥቆማ ሕፁያት ህያብ እወንታዊ ሰብ ፅባሕ ዓርቢ ከምዝጅመር ትካል ገባሪ ሰናይ ሽልማት እወንታዊ ሰብ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት እውን ንኢትጵያ እወንታ ዝሓሰቡን ዝገበሩን ኢትዮጵያውያን ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ እናተውሃበ…

ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ካብቲ በዓል መዚ ፍቓድ ዘይብሎም ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ኣጣይሾም፣ ገንዘብ እናተኣኻኸቡ…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ቤት ዕዮ ዘካየዶ ዘተ፥ ፅርየት፣ ውፅኢታውነትን ምትሕብባርን ትልሚ ትካላት ንክህሉ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ትልሚ ብብርኪ ፌዴራል ዘለዉ…