Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ክልላት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ልምዓትን ሰላምን ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርኣሰነ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስታት ኦሮሚያን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ምዕሳል ልምዓትን ሰላምን ብሓር ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስመምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ…

ኤች ኣር 6600 ብዝብል ንኢትዮጵያ ዝምልከት ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ብኣባላት ኮንግረስ ፓርቲ ዴሞክራትና ሪፐብሊካንን ዝተዳለወ ረቂቕ ሕጊ ከይፀድቕ ንምግባር ምንቅስቓስ ከምዝጀመረ ቤት ምኽሪ ዕቤት ኢትዮ ኣሜሪካውያን ኣፍሊጡ። ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒው ጀርሲ)፣ ያንግ ኪም…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረሒቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት ልዕሊ 104 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሄኖክ ኣስራት…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ክልላዊ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብ79 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኹርናዕ፥ ርእሰ ምመርሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላን…

ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ትምህርቲ ዝኸውን ደገፍ ይገብሩ ኣለዉ። እቲ ደገፍ፥ ጥራዝ፣ ቢሩ፣ ሓገዝቲ መፃሕፍቲን ንነበርቲ ዝኸውን ኣልባሳትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ወፍሪ ደገፍ ንክልተ ሰሙናት ዝፀነሕ ከምዝኾነ…

ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደባርቕ ካብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ቀዳማይ ዓመት ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ኣብ ዘሎ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ቦርድ፣ መምህራንን…

ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰራሕተኛታት ዓለም ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ሲንቲያ ሳሙኤል ኦሎንጁን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢትዮጵያዊ ሓድነት ሓሊኻን ኣጥቢቕካን ምጉዓዝ ተደማፅነት የረጋግፅ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ብሓድነት ካብ ምምካት ብተወሳኺ ብብሄራዊ ደረጃ ዝተጀመረ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ናይ ምርግጋፅ ፃዕሪ ብሕብረት ምድጋፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ከተማ ጋምቤላ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ጋምቤላ ኣቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ከተማ ጋምቤላ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣቀባብላ…

ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ ተተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕንወትን ዘረፋን ዝበፅሖ ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ ዳግም ተወዲቡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ታምሬ ዘውዴ፥ ተምጃሮ ምቕባል ጀሚሩ ዘሎ ቅድመ ደላዋት…