Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ክልበቲ ረሱ እናብፀሖ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ነበርቲ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከባቢ ክልበቲ ብዘብፀሖ ወራርን መጥቃዕቲን ነበርቲ ወረዳ ኣብዓላ፣ ኮናባ፣ እሪፕቲ፣ መጋሌን በራህሌን…

ብሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ደቡብ ምሽላም መርሃ ግብሪ ተኻይዱ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝላዓለ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ንዝዛዘሙን ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ዕቤት ማዓርግን ሽልማት ማዳልያን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣዉሃህባ ማዓርግ፥ ኣብ ስራዊት ምክልኻል ሓለፊ ብሮ…

ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ ከ32 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሩ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጁባ ዝርከብ 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ብጅግንነት እናተቓለሰ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል 32 ሽሕን 410 ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተገበረ ርክክብ ድጋፍ ኣብ ደቡብ ሱዳን በዓል ሙሉእ ስልጣን…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬዲዮ ይኽበር ኣሎ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል፥ ሬዲዮ ኢትዮጵያ ሬድዮ ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር እናኽበሩዎ ይርከቡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ፥ ራዲዮ ሕብረተሰብ ብምንቃሕን ሓበሬታ ተበፃሒ ኣብ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ሎሚ ከመርቕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ እዩ። እቲ ሓድሽ ህንፃ ዋና ቤትዕዮ እቲ ባንኪ ልዕሊ መሬት 209 ነጥቢ 15 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎ እንትኸውን፥ ብዓል 53 ደብሪ እዩ። ኣብ ውሽጡ ድማ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ካብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ምህዳር ከባቢ መሰረት ዝገበሩ ዓይነታት ዘራእቲ ብስፍሓትን ፅርየትን ንክፈሪዩ ምኽኣል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ፣ ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝኣቱ ፍሪያት ንምትካእን እቶት ንምድንፋዕን ወሳኒ ግደ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ…

መራኸብቲ ሓፋሽን ኣመራርሓን ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽን በቢበርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ካብ 7 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንዝካየድ ንካልኣይ ዙር ምዕዋት ወፍሪ ክታበት ኮቪድ 19 ኣድላዪ ምትሕብባር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓጋዚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብሓባር ብምዃን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ መብርሂ ሂቦም። ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ጎረባብቲ ሃገራትን ኢጋድን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 5፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ንክትዛዝም ግብፂ ክተተባብዕ ይግባኣ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ተቐማጥነቱ ኣብ ዱባይ ምስ ዝኾነ…

ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመንፅር ምዕዋት ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ግደ ምሁራን ዝድህስስ መድረኽ ዘተ ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ግደ ምሁራን ሓቛፊ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ምዕዋት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…