Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

እቲ መድረኽ ኣመራርሓን ኣባላትን ሃገራዊን ከተማዊን እዋናዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ኣብ ቀፃሊ ንዝህልዉ ተልእኾታት ብብቕዓት ንምውፃእ ዝተዳለወ ከምዝኾነ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ ሀንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓን ኣባላትን ወረዳን ጣቢያን እቶም ኣመራርሓን ኣባላትን ሃገራዊን ከተማዊን እዋናዊ ኩነታት ብዝግባእ ብምርዳእ ኣብ ቀፃሊ ንዝህልዉ ተልእኾታት ብብቕዓት ንምውፃእ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ጀሚሩ ፍርያት ሸገር ባኒ ምቕራብ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸገር ባኒ ንልዕሊ ሓደ ወርሒን 15 መዓልቲን ቀረብ ባኒ ከምዘቋፀ ሰራሕተኛታትን ተጠቀምቲን ሸገር ባኒ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም። ብፍላይ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ቀረብ ዳቦ ምቁራፁ ንፀገም ከምዘቃለዖምን…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ-ቱርኪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ ከትብል ቱርኪ ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ እቲ ኣዋጅ ክለዓል ምውሳኑ እታ ሃገር በእወንታ ከምእትርእዮን አትቕበሎን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ኮይኑዎም – ዶ/ር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ከምዝኾም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ፍትሒ እዚ ዝበሉ ኣብ ኣዳማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ዓቀብቲ…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝኸውን ተወሳኺ 2 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዝኸውን ተወሳኺ 2 ቢሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ክልል ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ኦሮሚያን ኣምሓራን ንዘለዉ ብድርቂ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል ኢዩ…

ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ቅትለት ሓዊሱ ኣገዲድካ ምድፋርን ዘረፋን ከምዝፈፀሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ቅትለት ሓዊሱ ኣገዲድካ ምድፋርን ዘረፋን ከምዝፈፀሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ገሊፁ። እቲ ትካል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውጸኦ ፀብፃብ ኢዩ ኣብቲ ክልል ዝተፈላለዩ ከበባታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሓገዝ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተርግበር መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሓገዝ ገንዘብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተርግበር መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ተጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት፥ “ንማዕርነት ስርዓተ ፆታ ቆራፅነት ማሕበራዊ ጥዕና” ብዝብል መርሃ ግብሪ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ረዳታት…

ኣብ እኒ ጄነራል ታደሰ ወረደ መዝገብ ክሲ ዝተኸሰሱ 74 ተኸሰስቲ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጄኔራል ታደሰ ወረደን ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤን ሓዊሱ ኣብ 74 ተኸሰስቲ ዝተተመስረተ ክሲ ዓቃቢ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ፡፡ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ጄኔራል ታደሰ ወረደ ዝተኻሰሱ ወታደራዊ ኣመራርሓን ኣባላትን ጉጅለ ህውሓት ኢዮም…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ 62 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሓገዝ ምግቢ ተንከፍ የድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፀገም ፀፅታ ብዘስዐቦ ፅዕንቶ 62 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሓገዝ ምግቢ ተንከፍ ከምዘድልዮ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ምስ…

ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ሓዊሱ ላዕለዎት…