Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምድጋፍ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምድጋፍ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሐን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዞን በምኽኒያት ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት እቲ ምምሕዳር ዝገብሮ ደገፍ ዕላዊ ክገብራ…

መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ምስላጥ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂየቫ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ዘለዋ ምትሕብባር ብዛዕባ ምጥንኻር ተላዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ኩባንያታት ብራዚል ኣብ ዓውዲ ልምዓት ኢንጂነሪንግ ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ብራዚል ኣብ ዓውዲ ልምዓት ኢንጂነሪንግ ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴርን ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊዝ…

ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ክተውፅእ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ንወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ከምተውፅእ ፈሊጣ። እቲ ውሳነ ብፈረንሳይን መሓዙታን ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንማሊ ዝተቖፃፀረ ወታደራዊ ሓይሊ ምስ ወታደራዊ ዘፈራት ፈረንሳይ ብሓባር ንምስራሕ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ…

ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝጅምር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ቅድሚ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ነባርነት መለለዪ መንነት ወፃእ ተኣጊዶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምበል ሻድሻይ ዋዕላ ሕብረት ኣውሮፓ - ኣፍሪካ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስሎቪኒያ ጃኔዝ ጃንሳ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ 65 ሰባት ብምፅዓን ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ብምግልባጣ ኢዩ ኣጋጢሙ። በዚህም የ6 ሰዎች ህይወት ወዲያውኑ ሲያልፍ…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ምስ ዳይሬክተር ኢፋድ ካንትሪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ምስ ዳይሬክተር ኢፋድ ካንትሪ ከማዊራ ቺትማ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል ብፕሮግራም ኢፋድ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ህይወት ሕብረተሰብ ኣብ ምምሕያሽ ዕዙዝ ግደ…

መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሩቕ ኬሚካል ምህንድስና ዝኾነ መምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ኣማኑኤል ባልቻ ናይ ባዕሉ “ድሮን” ብምስራሕ ዕዉት ፈተነ በረራ ከምዝገበረ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ለታ ተስፋዬ፥ እቲ መምህር ዝሰርሓ ድሮን ብዕዉት ኩነታት 250…