Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ውድብ ጥዕና ዓለም ንክልል ሶማሌ 50 ሜትሪክ ቶን ደገፍ እታዎታት ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንክልል ሶማሌ 50 ሜትሪክ ቶን ደገፍ እታዎታት ሕክምና ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ መድሓኒታት፣ ዝተፈላለዩ እታዎታት ሕክምናን ሃነፅቲ ምግብታት ህፃውንቲ ኢዮም ተባሂሉ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ከተማ ቆቦ ንዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ቆቦ ንዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናት ደገፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ንልዕሊ 12 ሺሕ ሰባት ዝኸውን ምግቢ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሕሩጭ ስርናይ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ዓተርን…

ኣብ ዞባ ቦረና ዞን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋርም ኣፍሪካን ኤስ ኦ ኤስ ሳህልን ዝተብሃሉ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ መኖ እንስሳት ገይሮም። መካየዲ ስራሕ ኮሙዩኒኬሽን ፋርም ኣፍሪካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ፅባሕ ክህቡ ኢዮም። ጣቢያና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ…

ኮምቦልቻ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምቦልቻ ካብ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ምስጋናን ተዋሂቡ። ማሕበረሰብን ምምሕዳን እታ ከተማ ኣብ ዘዳለውዎ ስነስርዓት ኮምቦልቻ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ዕዙዝ ተራ ንዝነበሮም ኣባላትን…

ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ እንመን ኢዮም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕብረተሰብ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዝኾኑ ሕፁያት ንኽጠቁም ብግባር ልዕሊ 600 ሕፁያት ኮሚሽነራት ከምዝተጠቖሙ ዕላዊ ምግባሩ ይፍለጥ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ እቲ ባይቶ ንኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ሕፁያት…

ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ ስግረ ዶብን ጎደናን ኢ/ውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ ስግረ ዶብን ጎደናን ከምኡ እውን ኣብ ስፔን ከተማ ሲቪያ ብዝተገበረ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሲቪያ ብደቂ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ዝርዝር ሽም እቶም ሕፁያት ኮሚሽነራት ንርእይቶ ህዝቢ ዓሊሙ ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። እቲ ዝተረኸበ እታዎት ድሕሪ…

ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ካምሃ ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ካምሃ ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር ተዓዊታ። ኣትሌት ግርማዊት ገ/እግዚአብሄር 1:04:14 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ተዓዊታ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ቦሰና ሙላቴ 1:05.46 ብዝኾነ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን። ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእክቲ፥ ‘‘ብራኢ እቶም ንጉስ ተጀመረ፣ ድፍረት ተኸተለ፣…