Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 1 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ምንቅስቓስ ኢንቨስትመነት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 1 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ምንቅስቓስ ኢንቨስትመነት ከምዝተመዝገበ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን…

ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ሰደድ ወፃኢ ብ25 ሚኢታዊ ዓብዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምግቢ ዓለምን ኣብ ዞባ ቦረና ዕደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምግቢ ዓለምን ኣብ ዞባ ቦረና ዕደት የካይዱ ኣለዉ። እቶም ጉጅለ ልኡኻት ኣብ ዑደቶም፥ ኣብቲ ዞባ ዘጋጠመ ድርቂ ዘስዐቦ ጉድኣት ከምዝዕዘቡ ተገሊፁ። ኣብ ዞባ ቦረና ተኸታታሊ እዋናት…

ንነባርን ሓደሽቲን ኣምባሳደራት ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነባርን ሓደሽቲን ኣምባሳደራት ን15 መዓልቲ ዝፀንሕ ስልጠና ምሃብ ኣብ ቢሾፍቲ ይወሃብ ኣሎ። ብምንይችል እዘዘው ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኣኼባ ባይቶወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘለውሉ ይካየድ ኣሎ። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መብርሂን…

ታሪካዊ ምዕራፍ ኣብ ዝገዕልፅ ሃገራዊ ዘተ ብኮሚሽነርነት ሓላፍነት ምፅዋር ፍሉይ ክብሪ ኢዩ -ኣከብቲ እቲ ኮሚሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪካዊ ምዕራፍ ኣብ ዝገዕልፅ ሃገራዊ ዘተ ብኮሚሽነርነት ሓላፍነት ምፅዋር ፍሉይ ክብሪ ኢዩ ክብሉ ኣከብቲ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አረዓያን ምክትል ኣካቢት ሂሩት ገብረስላሴን ብጥቆማ ህዝቢ ንህዝቢ ንምስራሕ…

ከይዲ መረፃ ኮሚሽነራት መሳተፊ፣ ግልፂን ተኣማንነት ዘለዎን ኢዩ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ መረፃ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር መሳተፊ፣ ግልፂን ተኣማንነት ዘለዎን ከምዝኾነ ኣፈ ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ 2ይ ህፁፅ ኣኼባ ንሃገራዊ ኮሚሽን ኮሚሽነርነት ዝቐረቡ ሽመት…

ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ብምኽንያት ወፍሪ ህልውና ተቛሪፁ ዝነበረ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ። ልዕሊ 3 ሺሕ ዝኾኑ ነባር ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቶም ንምምላስ ናብቲ ዩኒቨርሲቲ እናኣተዉ እንትኾኑ፥ ነዚ ድማ ተምሃሮ ተቐቢሉ…

250 ኩንታል ሓሽሽ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ 250 ኩንታል ሓሽሽ ከምዘወገደ ምምሕዳር ፀፅታ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ኣፍሊጡ። ኣብ ገፀርን ከተማን ብስፍሓት ዝፈሪ ፍሪያት ሓሽሽ ሰንሰለት ዕዳግኡ ክሳብ ኬኒያ ዝበፅሕ ከምዝኾነ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ። ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ክልቲኣዊ ዘተ ፖለቲካ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ክልቲኣዊ ዘተ ፖለቲካ ኣካይዶም እቶም ኣምባሳደር ሎሚ መዓልቲ ኣብ እስላማዊ ሪፐብሊክን ፓኪስታን ዑደት ገይሮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ…