Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ትማሊ ኣብ ፓላንድ ቱራን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ፓላንድ ቱራን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ካልኣይ ክብረ ወሰን ዓለም ብዝኾ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ናይ ትማሊ ውድድራ ባዕላ ካብ ዝሓዘቶ ክብረወሰን ዓለም ብክልተ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባ ጀሚሩ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሎሚ ኣብ ዝጀመሮ ኣኼባ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ኣጀንዳታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ብምዝታይ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ዋና ቤት…

ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ልዝብ ብምክያድ ናብ ጨፌ ኦሮሚያ ምምርሑ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ቤት ምኽሩ ምምሕዳር እቲ…

ኢትዮጵያን ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ምስ ምክትል ሚኒስቴር ምክልኻል ኢምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሞሀመድ ኣህመድ ኣል ቦዋርዲ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበርዎ ዘተ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ባህረ ሰላጤን ዘሎ ኩነታት ሰላምን…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ብኮድ +2517 ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ብኮድ +2517 ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብብርኪ ሃገር ን1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር ገሊፁ። ኢትዮጵያውያን ዝምጥን ዘበናዊ ዘርገሐ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት ንምንካይ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ይስራሕ ኣሎ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት ንምንካይ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ቦረና ዘጋጠመ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት…

ኣምባሳደር ሬድዋን ካብ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ናብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣአሕመድ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ናብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካህን ኣቕሪቦም። ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓኪስታን…

ቂምን ስርቅን ምዕባለ ሃገር ዘፍርስ ተግባር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግዕዝይና ብዝምልከት ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፥ ቂምን ስርቂን ምዕባለ ሃገር ዘፍርስ ዘይተገበአ ተግባር…

ክሳብ ሐዚ ምስ ህወሓት ዝተገበረ ድርድር የለን-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምድሃብ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ኣብ ዝሃብሉ እዋን ክሳብ ሐዚ ምስ ህወሓት ዝተገበረ ድርድር የለን ክብሉ ገሊፆም።…

ፀላእትና ብዘዳለዉልና መገዲ ክንጓዓዝ ኣይግባእን ብናይ ባዕልና መገዲ ክንጓዓዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእትና ብዘዳለዉልና መገዲ ክንጓዓዝ ኣይግባእን ብናይ ባዕልና መገዲ ክንጓዓዝ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝቐረቡሎም ሕቶታት…