Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ዘድሃበ ሃገራዊ መድረኽ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ብሚኒስቴር ጥዕና ዝተዳለ እንትኸውን፥ ምምሕያሽ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ዝምልከት ስትራቴጂ 5 ዓመት ዘፋልጥ መድረኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ብገለልተኛ ብምስራሕ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ስራሕቱ ብገለልተኝነት ብምስራሕ ዝተውሃቦ ህዝባዊ ሓላፍነት ክዋፃእ ከምዘለዎ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቦም። መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ምጅማር ስራሕ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ኣፈ-ጉባኤ…

ወርፅት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ሃገራዊ ምኽንያታት ተናዊሑ ዝፀንሐ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ውፅኢቱ ዕላዊ ምዃኑ ኤጀንሲ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ፈተና ንምውሳድ ካብ ዝተመዝገቡ 617 ሺሕን 991 ተምሃሮ 96 ሚኢታዊ ዝኾኑ ፈተነኦም…

ውፅኢት ፈተና ሲቪክስ ካብ መወዳደሪ ውፅኢት መእተዊ ዩኒቨርሲቲ ወፃእ ንኽኸውን ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ፈተና ሲቪክስ ካብ መወዳደሪ ውፅኢት መእተዊ ዩኒቨርሲቲ ወፃእ ንኽኸውን ምውሳኑ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ መዛዘሚ ብሄራዊ ፈተና ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ…

ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ሓፂነመፂን ንምጥያሽን ልምዳ ንምክፋልን ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብሪካ ሓፂነመፂን ንምጥያሽን ልምዳ ንምክፋልን ከምእትደሊ ገሊፃ። ኣብ ሩሲያ ተወካሊ ጉዳያት መዓድን ሓፂነ መፂን ሰሜኖቭ ቪክተር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሚኒስትር ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ መላኩ ኣለበል ኣብ…

“ዘቕረብኩላ ሕቶ ፍቕሪ ኣይተቐበለትኒን” ብዝብል ኣሲድ ደፊኡ ጉድኣት ዘብፀሐ ውልቀ ሰብ ብ14 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዘቕረብኩላ ሕቶ ፍቕሪ ኣይተቐበለትኒን” ብዝብል ኣሲድ ደፊኡ ጉድኣት ዘብፀሐ ውልቀ ሰብ ብ14 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ከምዝተቐፅዐ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሁለት እጁ እነሴ ኣፈሊጡ። ኣካቢ እቲ ቤት ፍርዲ ዳይና ኣይ ኣማረ ኣያሌው…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ዝምልከት መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ቤት ምኽሪ ኢንዱስትሪ ኢስታንቡል ኣብ ዘሰናድኦ ሴሚናር መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፈን። እተን ኮሚሽነር ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ኣመልኪተን መብርሂ…

ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝፈፀሙዎም ኣረመኔያዊ ተግባራት ከምዘተሓሳሰባ ኣሜሪካ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ምቕታልን ኣገዲድካ ምድፋርን ሓዊሱ ዝፈፀሙዎም ኣረመኔያዊ ተግባራት ከምዘተሓሳሰባ ኣሜሪካ ገሊፃ። ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፀብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል መሰረት ገይሩ ትማሊ…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 26 ቢሊየን ብር ዝግመቱ እታዎታት ሕክምና ኣድላዪ ቁፅፅር ብምግባር ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 26 ቢሊየን ብር ዝግመቱ እታዎታት ሕክምና ኣድላዪ ቁፅፅር ብምግባር ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝኣተዉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ብኣዋጅ ብመሰረት ዝተውሃቦ ሓላፍነት እቶም…

ልዕሊ 200 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን እናተውሃቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብዘማዕበሎም ስርዓታት ዝትግበሩ 222 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን እናተውሃቡ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕረሰብ ብምትሕብባር እቶም ኣገልግሎታት ቀፃልነት…