Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ግድብ ህዳሰ ዕድል ሃገርና ካብ ዝውስኑ ፕሮጀክቲታት እቲ ዝገዘፈ ኢዩ-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዕድል ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ሃገርና ካብ ዝውስኑ ፕሮጀክቲታት እቲ ሓደን ዝገዘፈን ኢዩ ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። እቲ ግድብ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቱ ብዘፈልፍሎ ሓይሊ…

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዶንባስ ፍሉይ ወተሃደራ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ካብ ዩክሬን ብምግንፃል ንገዛእ ርእሳ ናፃ ሃገር ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝኣወጀት ዶንባስ ፍሉይ ወተሃደራ ወፍሪ ከምዘጀመሩ ዕላዊ ገይሮም። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብቴሌቪዥን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም…

ኢትዮጵያውያን ንኩለ መዳይ ምዕባለ ሃገርና ዝጎድእ HR 6600 ንከይውሰን ብሓደ ልቢ ክሰርሑ ይግባእ – ኣይተ ነጋሲ በየነ

ኣዲስ ኣበበ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንኩለ መዳይ ምዕባለ ሃገርና ዝጎድእ HR 6600 ንከይውሰን ብሓደ ልቢ ክሰርሑ ይግባእ ከብሉ ተቐማጢ ሜሪላንድ ኣሜሪካን መተሓባበሪ ኖ ሞር HR 6600 ኣብ ኣሜሪካን ኣይተ ነጋሲ በየነ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ሶማሌ ንዘጋጠመ ድርቂ ዝውዕል 22 መኪና ሓገዝ መኖ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ሶማሌ ንዘጋጠመ ድርቂ ዝውዕል 22 መኪና ሓገዝ መኖ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ንክልል ሶማሌ ዝገበሮ ሓገዝ መኖ እንስሳት ንካልኣይ ዙር ዝተገበረ እንትኸውን፥ ካብ ነበርቲን ምምሕዳርን ክፍለ ከተማ ልደታ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ተጠቃዕቲ ኩነታት ለውጢ ንብረት ኣየር ምዃንና ዘርኢ ኢዩ  – ብሔራዊ ኤጀንሲ ሚቲዮሮሎጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ተጠቃዕቲ ኩነታት ለውጢ ንብረት ኣየር ዓለም ምዃንና ዘርኢ ከምዝኾነ ብሔራዊ ኤጀንሲ ሚቲዮሮሎጂ ኣፍሊየጡ። ዳይሬክተር ትንበያ ኣየርን ቅድመ መጠንቀቕታን እቲ ኤጀንሲው ጫሊ ደበሌ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ከባቢታት…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሎ ርክብ ታሪኻዊን ኣብ ጥንኩር መሰረት ዝተሃነፀን ኢዩ – ኣምባሳደር መለስ ኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሎ ርክብ ታሪኻዊን ኣብ ጥንኩር መሰረት ዝተሃነፀን ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ ኣብ ኬንያ ዝካየድ ሓፈሻዊ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ኣብ ዘኽእል ሃገር ለኸ ወፍሪ…

ኣብ ዴሞክራሲያዊ ትካላት ኢትዮጵያ ግልፅትን ዘይሻራውነትን ኣሰራርሓ ብተግባር እናተረጋገፀ መፂኡ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴሞክራሲያዊ ትካላት ኢትዮጵያ ግልፅትን ዘይሻራውነትን ኣሰራርሓ ብተግባር እናተረጋገፀ ምምፅ  ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒሰስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ካብ ፅባሕ  …

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ትካላዊ ንምግባር ማዕቐፍ ሕጊታት እናሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ትካላዊ ንምግባር ማዕቐፍ ሕጊታት እናሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፎረም ኦፍ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ኣብ ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ዘሎ ርክብ ቀፀልቲ ኣንፈታት…

ኣብ ህዝቢ ኣብ ዝግልገለሎም ከባቢታት ዳባት ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ መዓስከር ዓለም ጫጭ ተዘዋዊሮም

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህዝቢ ኣብ ዝግልገለሎም ከባቢታት ዳባት ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ መዓስከር ዓለም ጫጭ ተዘዋዊሮም። እቶም ስደተኛታት ካብ 13 ሓምለ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብቶም ከባቢታት ከምዝነበሩ ተገሊፁ። ኣብቲ ምዝውዋር ስነስርዓት…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሓበራዊ ርክብ ንግዶደን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሓበራዊ ርክብ ንግዶደን ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ቦርድ ኢንቨስትመንት፣ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር፣ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢስላማባድ፣ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ…