Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሰብ ሃፍቲ ቤልጂም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ኣብ ዘፈራት ንግዲ፣ ቱሪዝምን ኢንቨስትመንት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምስ ዳይሬክተር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዋሎኒያ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝኾኑ ኤሪክ ዲ ሴኢሌኢስኪ ውፅኢታዊ ዘተ ምግባረን ገሊፀን፡፡…

ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ጋነግ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣይተ ዛን ዱዌር ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ። እቲ ውልቀ ሰብ ቅድም ክብል መንግስቲ እቲ ክልል…

ባንኪ ስንቄ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ስንቄ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ ተንከፍን ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ንዞባ ቦረና፣…

ኣፍረይቲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዝርከቡ ኣፍረይቲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ይገብር ኣለዉ። ዕድመ ዝተገበረሎም ሰብ ሃፍቲን ተወከልቲ ኩባኒያታትን ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ…

ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተጀመረ ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” እታወት ዝኸውን ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ንዝግበር  ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” እታወት ዝኸውን ልዝብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተሳለጠ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ሺሰማ ገብረስላሴ ኣፍሊጦም። እቲ ዘተ ፍርያትን ፍርያታውነትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…

ብማሕር ንምውዳብ ዝተመዝገቡ ደለይቲ ገዛ 20/80ን 40/60ን ናብ ተግባር ንምእታው ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ብማሕር ንምውዳብ ዝተመዝገቡ ደለይቲ ገዛ 20/80ን 40/60ን ናብ ተግባር ንምእታው ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ…

ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ሕብረት ኣውሮፓ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይዱ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ምስ ሰብ መዚ ሕብረት ኣውሮፓ ውፅኢታዊ ክልቲኣዊ ዘተ ኣካይዱ ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ሎሚ…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዘፈራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝነበረን ምትሕብባርን ውዕሊታትን ንምሕዳስን ንምትግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ንሴናተር ፓርላማ ፌዴሬሽን ሩሲያ ኢጎር መሮዞቭ ኣብ ቤት ፀሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ልዕሊ ሓደ ሚኢቲ ዓመትን ሓምሳን ዝዘለቐ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ቴክኖሎጂ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂር ሀብታሙ ኢተፋ ነቲ ድጋፍ ናብ ጅግጅጋ ኣረኪቦም። እቲ ዘጋጠመ ድርቂ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ…

ባንኪ ሕረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ 8 ሺሕን 400 ሕሩጭ ምሸላ ባሕሪ፣ 2 ሺሕ ኩንታል ሃናፂ ምግቢ፣ 150 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒን 56 ሲሕ ጥማር…