Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ዩክሬይን ኣብ ትምህርቲ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በርሊን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩክሬይን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ቅድሚ ምንቅስቓሶም ነቲ ኤምባሲ ንኸፍልጡ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ዩክሬን ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ፀገምን ከምዝርዳእን ኢትዮጵያውያን ቅድሚ ምንቅስቓሶም…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን እተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ትማሊ ዝጀመረቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን፣ ኪየቭ ልዑል ድምፂ ኣፅዋራት ኲናት ከምዝተሰምዑ ተሓቢሩ። ሩሲያ ኣብታ ከተማ መጥቃዕቲ…

ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 955 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቢሮ እቶት እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ መሓመድ ሓሰን፥ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ኢኮኖሚ ዘፈልፍሎ እቶት ብግቡእ ንምእካብ ፃዕሪ…

ኣስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ንምምላስ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ብቕርበት እናተሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣፍሊጡ። በዓል ሙሉእ ስልጣነ ኣምባሳደር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኮንዶሚኒየም ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ሓደ ህፃን እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቆልዑት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ ዝርከብ ሓደ ኮንደሚኒየም ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ሓደ ህፃን እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቆልዑት ጉድኣት በፂሑ። እቲ ሓደጋ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 4 ኣራብሳ ኮንደሚኒየም ብሎክ 34…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ዶክተር ሄንሪክ ቱን…

ማሕበር ቀይሕመስቀል ኢትዮጵያ ካብ ክልል ኦሮሚያ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ንዝርከቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕመስቀል ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኦሮሚያ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ንዝርከቡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ዘካተተ 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ከምዝኾነ ኣብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 68 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጎምሩኽን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 68 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ምግቢ ተንከፍን ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ። ቻይና ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ፥ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ዝሳተፉ ኣካላት ኩሎም ካብ ዘበኣእሱ ተግባራት ንኽቀቡ ፃውዒት ኣቕሪባ። ቅድም ክብል ቀዋሚ ተወካሊ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና እንተካይዶ ዝነበረ ኣኼባ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና እንተካይዶ ዝነበረ ኣኼባ ሎሚ መዓልቲ ዛዚሙ። እቲ ኮሚቴ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊን ስራሕቲ ፓርቲን ብምዝታይ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝካየዱ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቐመጠ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…